https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5375
ቤት ማዛጋጃ ከተማ ፍረወይኒ ኣብ ዓመተ 2011 ዓ/ም ኣምፖላት መስመር ፅርጊያ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትዋዳደሩ ንዕድም።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 27, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ:ፍረወይኒ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2011 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ናይ ዝወዳደርሉ ዘፈር ንግዲ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ኣብቲ ጨረታ ዝኽፈተሉ መዓልቲ ቅዳሕ ዘቅርብ፤

2 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ዘትሕዝ፤

3 ሰነድ ጨረታ ዝውሃበሉ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ 26/03/2011ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 11/04/2011ዓ/ም ንተኸታታሊ 10 ማዓልትታት ይኸውን።

4 ሰነድ ጨረታ ዝዕፀወሉ 11/04/2011ዓ/ም ሰዓት 8:00 ኾይኑ ዝኽፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለውሉ 8:30 ይኸውን።

5 ጨረታ መኸበሪ ብሲፒኦ ወይድማ ብጥረ ገንዘብ 5000.00 ሽሕ ቅርሺ ምስ ሰነድ ጨረታ ናብቲ ሳንዱቅ የእቱ።

መተሐሳሰቢ ዝርዝር መምርሒ ጨረታ ምስ ሰነድ ጨረታ ዝሽየጥ ምዃኑ ንሕብር።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-470283 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።