https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5317
ኣብ ወረዳ ወርዒ ለከ ቤትፍርዲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 18, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 2, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:1000.00
  • ቦታ:ወርዒ ለኸ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 2, 2011 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር/

ተ.ቁ

መግለፂ ንብረታት

መግለፂኡ

መዐቀኒ

በዝሒ

ናይሓደ ዋጋ

ጠቅላላ ዋጋ

መብርሂ

ብር

ሳን

ብር

ሳን

1

ተሽከርካሪ ወንበር ናይ ወፃኢ

ወርዱ244cmጎኒ 75 cm ቁመት10cm በዓል 3ተ ተስሓቢ ፃዕዳ ማይካ

ብቁፅሪ

5

2

ጠረጴዛ ናይ ውሽጢ ዓዲ

ወርዱ 150cm ጎኒ 15 cm ቁመት 70cm በዓል 3ተ ተዕሓቢ ፃዕዳ ማይካ

ብቁፅሪ

2

3

ጠረጴዛ ናይ ውሽጢ ዓዲ

ብቁፅሪ

3

4

ኣግዳሚ ወንበር

ብቁፅሪ

7

5

ተሽከርካሪ ወንበር ናይ ፀሓፍቲ ናይ ወፃኢ

ብቁፅሪ

4

6

ደረቅ ወንበር 1ይ ደረጃ ሓፂን እግሩ

ብቁፅሪ

2

ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግብኦም ረቋሕታት

1 ተጫረቲ ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝኸፈሉን ናይ 2011 ዓ/ም ፍቓድ ንግዶም ቢቲ ዘርፉ ዘቅርቡን ዘሐደሱን ክኮኑ አለዎም

2 ተጫረቲ ኣብ መቕረባይነት ዝተመዝገቡን ናይ መቕረባይነት መለለይ ካርድ ከቅርቡ ዝኽእሉ

3 ተጫረቲ ናይ ከፈልቲ ግብሪ መለለይ /TIN/ ከቕርቡ ዝኽእሉ

4 ተጫረቲ ቫት ዝተመዝገቡን በቢወርሑ ናይ ግብሪ ኣካቢ ኣካል ቫት ዲክለር ዝገበሩ ምኻኖም መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ

5 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መኽበሪኦም ብጥረ ገንዝብ 1000.00 ብር ወይ ብዝተረጋገፀ ቼክ ስፒኦ ከትሕዙ ዝኽእሉ

6 ጨረታ ዘሸነፉ ተጫረቲ ዉዕል ንክኣስሩ ምስተኣወጀ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ቀሪቦም ናይ ዘሸነፍዎ 10% ዉዕሊ መኽበሪ ብምትሓዝ ዉዕሊ ናይ ምእሳር ግቡእ ኣለዎም

7 ሰዓርቲ መፅዓንን መራገፍን ሓዊሱ ብናይ ባዕሎም መጎዓዓዚ ናብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ኣታዊ ክገብሩ ዝኽእሉ

8 ዝተዳወ ሰነድ ጨረታ ነናይ ባዕሉ ዘርፊ ካብ ዕለት 17/03/2011 ዓ/ም ጀሚሮም ክሳብ 02/04/2011 ዓም ካብ ወርዒ ለከ ቤት ፍርዲ ክፍሊ ቁፅሪ 02 ዘይምለስ ብነፃ ብር ብምኽፋል ምዉሳድ ይኽእሉ፤

9 ጨረታ ዕለት 02/042011 ዓም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ 02/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ዝተረኸብሉ ኣብ ቤት ወ/ወ/ለኸ ክፍሊ ቁፅሪ 02 ዝኸፈት ይኸዉን።

10 ጨረታ ምስተኸፈተ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ን20 ተኸታታሊ ናይ ስራሕ ማዓልታት ጥራሕ እዩ

11 እቲ ከይዲ ስራሕ ጨረታ ምስተከፈተ ከም ኣድላይነቱ ናይቲ ኣቕሓ መጠን ክሳብ 20% ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይኽእል

12 ፅሬት ኣቕሑት ኦርጅናል ኣቐሓ ብባዓል ሞያን ብኮሚቴን ብምርግጋፅ ቅቡል ዝግበር ይኸዉን።

13 ቤት ፅሕፈትና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ