https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5276
ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ሎሚዘበን ንመበል 13 ግዜ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንዝበዓል መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ኢትዮጵያ ንክልልና ወኪሎም ንዝሳተፉ ተሳተፍቲ መጓዓዝያ ትኸውን 60 ሰብ ትሕዝ ሓንቲ ኣውቶብስ ክካረ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወወዳደሩ ይዕድም።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 13, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 21, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሕዳር 21, 2011 09:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቋሕታት

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉን ዝተሓደሰ ንግዲ  ፍቃድን :ናይ መቅረባይ መፍለይ ቁፅሪ /Tin number/  መረጋገፂ ዘቅርቡ: ካላውዶ ዝገበረት ፣ ኢንሹር ዝኾነት፣

2 በዚ መሰረት  ዝተዳለወ ዝርዝር ሓበሬታ ካብ ቢሮና ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ 110 ካብ ዕለት 07/03/2011 ዓ/ም ጀሚሩ ምዉሳድ ይካአል::

3 እቲ ጨረታ ካብ ዕለት 07/03/2011 ዓ/ም  ጀሚሩ 21/03 /2011 ሰዓት 9:00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ይዕፀው።ብተመሳሳሊ ዕለት 21/03/2011 ሰዓት 9:30 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 109 ይኽፈት።

ኣድራሻና - ከባቢ ጥዕና ጣብያ መቐለ ፊትንፊት ፎቶ ደሰታ ዝርከብ ህንፃ አብርሃም ደስታ ቀደማይ ደብሪ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-400177 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል::