https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5272
ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ምግቢ፣ ህንፃ መሳርሒ፣ ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 12, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 25, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ:ማይጨዉ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 25, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኣቅርቦት ምግቢ /

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈለን::

2 ቲን መፍለይ ቁፅሪ ዘለዎ

3 ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ

4 ጨረታ መኽበሪ ብር 3000.00 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእልን::

5 ጨረታ ሰነድ 30.00 ብር ብምክፋል ካብ ለምለም ካርል መፂእኩም ትወስዱ እትኽእሉ ምኻንኵም ንገልፅ

6 እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ኣብ ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ከረክብ ዝክእል

7 2% ዊዝ ሆልዲንግ ታክሲ ክኸፍል ዝክእል::

8 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 11/03/2011 ዓ/ም እስካብ 25/03/2011 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ሰራሕ ሰዓት ይከዉን

9 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 25/03/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 እንትኸዉን ጨረታ ዝኽፈተሉ ደማ 25/03/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ይኸዉን::

10 ጨረታ እንትክፈት ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይኸዉን::

11 ጨረታ ሰዓራይ ምኻኑ ካብ ዝተነገሮሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሸጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክአስር ዝክእል::

12 እቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ ተቀባልነት ኣይህልዎን::

13 እቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕላዉ እዩ::

መተሓሳሰቢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914-092966 ይደዉሉ::