https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/527
ማሕበራዊረዲኤትትግራይ/ማረት/ ኣብዝተፈላለየ ወረዳታት ሳምረ: ግጀት :የጭላ: እንትጮ ማይቅነጣልን ኩኩፍቶ ዝሰርሖ ዘለዋ ናይ እኽሊ መኽዘን ዝኸዉን መዓፆ ኼንችን ዝተፈላለዩ ናይ ብረታ ብረት ሰሪሕኹም ምግጫም ብናይ ጉልበት ዋጋ ጨረታ ኣወዳዲሩ በናይ ባዕሎም መሳርሒ ክተስርሕ ትደሊ :: ስለዚክጫረቱዝደሊዩተጫረቲበዚቀፂሉ ተዘርዚሩብዘሎመሰረት ክወዳደሩ ዝክእሉምኮኖምንሕብር::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 29, 2007 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 12, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር /

                    ናይ ጨረታ ምልክታ

ማሕበራዊረዲኤትትግራይ/ማረት/ ኣብዝተፈላለየ ወረዳታት ሳምረ: ግጀት :የጭላ: እንትጮ ማይቅነጣልን ኩኩፍቶ ዝሰርሖ ዘለዋ ናይ እኽሊ መኽዘን ዝኸዉን መዓፆ ኼንችን ዝተፈላለዩ ናይ ብረታ ብረት ሰሪሕኹም ምግጫም ብናይ ጉልበት ዋጋ ጨረታ ኣወዳዲሩ በናይ ባዕሎም መሳርሒ ክተስርሕ ትደሊ :: ስለዚክጫረቱዝደሊዩተጫረቲበዚቀፂሉ ተዘርዚሩብዘሎመሰረት ክወዳደሩ ዝክእሉምኮኖምንሕብር::

1 ናይ 2007 ዓ/ምዝተሐደሰንግዲፍቃድዘለዎምተጫራቲካብቢሮቁፅሪ 613 ብር 5000/ ሓምሳ ብር / ቅረሺከፊሎምናይጨረታዶክመንትክወስዱይክእሉ::

2 ቫት ተመዝገብቲን መለለዩ ቲንን ቁፅሪ ዘለዎም::

3 ተጫረቲካብዘቅረብዎጠቅላላዋጋ 2% /ክለተካብሚኢቲ/ ናይጨረታ ውሕስናመከበሪቢድቦንድ ሕጋዊነቱ ብዝተረጋገጸስፒኦጥራሕከትሕዙአለዎም::

4 ተጫረቲዝጫረትሉሰነድብዝተአሸገፖስታእዚጨረታምልክታካብዝወፅሉዕለትጀሚሩክሳብ 28/11/2007 ዓ/ምሰዓትሓሙሸት /9:00 / ናብማረትቤትፅሕፈትኩሉጊዜ አብስራሕ ሰዓት እናመፁሰነድጨረታኦምኸቅርቡይክእሉ::

5  ጨረታዝክፈተሉዕለት 12/11/2007 ዓ/ምሰዓት 9:15 አበማረትቤት ፅሕፈት ተጫረቲወይ ከዓሕጋዊወኪሎምአብዝርከብሉእዩ::

6 አሸነፈ ዝኮነ ተጫራታይ ጨረታ ካብ ዝሰዓረሉ ዕለት ጀሚሩ አብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ

 ሕጋዊ ዉዕሊ ኣሲሮም እቲ ስራሕ ክጅምሩ ይግባእ::

9 አቲድርጅትዝሓሸአማረፂእንተረኪቡነቲጨረታ ብሙሉእኮነ ብክፋልናይምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወእዩ::