https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5238
ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ኣብ 2011 ዓ/ም ዘበነ ትምህርቲ ኣብ ቤት ትምህርቲና ዘድሊ ቀዋሚ ኣቅሑት ውሽጢ ፍራንሽን ኣንሶላን ምንፃፍን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ነዚ ንምቅራብ እትኽእሉ ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ንክትሳተፉ እናዓደምና ዶክመንት ጨረታ ኣብ ዝቅፅል ገፅ ኣሎ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 5, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 13, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 13, 2011 08:15 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/ ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን /

1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ እዚ ዘመን ዘለዎም

2 ወረቀት ምስክር ናይ መቅረባይነት ዘለዎ

3 ቲን ቁፅሪ ዘለዎ

4 ቲኦቲ /TOT/ ወይ ቫት /VAT/ ምዝጉባት ኮይኖም ሕጋዊ ደረሰኝ ዘቅርብ

5 ሰነድ ጨረታ ብር 30.00 ብምክፋል ካብ ቤት ት/ትና ተሓዚት ገንዝብ ምዕዳግ ይከአል።

6 ንመክበሪ ጨረታ ካብ ዘቅርብዎ ጠቅላላ ዋጋ 2% ስፒኦ ጥራሕ ክትሕዝ ዝክእል  ኮይኑ፣ አቲ ሰፒኦ ኣብቲ ውሽጢ ጨረታ ዝሓዘ ፖስታ ተዓሺጉ የቕርብ።

7 ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ 04/03/2011 ዓ/ም ክሳብ 13/03/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:00

8 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 13/03/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተዓሺጉ በቲ ዕለት 8:15 ይክፈት

9 ሰዓራይ ንዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ንብረት ክፍሊ የእትው።

11 እቲ ትካል እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ። እዚ ከም ውዕሊ ኮይኑ ከገልግል ይኽእል እዩ።

ኣድራሻና- ዓዲ ሽንዱሕን ህንፃ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ እትዉ ኢልካ እንትከዉን ስልኪ ቁፅሪ 0342-40138