https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5218
ትካልና መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ.ዝተ. ዉ.ማሕበር ዝተፈላለዩ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ቴንዲኖ (Reinforcement) ናይ ቱርኪ ኣወዳዲሩ ንምዕዳግ ስለዝደሊ-
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 1, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 24, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:300000.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሕዳር 24, 2011 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ተቁ

ዓይነት ንብረት

መዐቐኒ

በዝሒ

ንፅል ዋጋ

ጠቅላላ ዋጋ

መብርሂ

1

Reinforcement bar Dia .20

ብቑፅሪ

2,145

ናይ ቱርኪ

2

Reinforcement bar Dia.24

ብቑፅሪ

ናይ ቱርኪ

3

Reinforcement bar Dia.30

ብቑፅሪ

610

ናይ ቱርኪ

4

Reinforcement bar Dia.32

ብቑፅሪ

895

ናይ ቱርኪ

ድምር

ቫት

15%

ጠ/ድምር

 ናይ ጨረታ ረቋሒን ኩነታትን

1 ናይዚ ዓመት ናይ 2010 ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድን ኸቕርብ ዝኽእል

2 ተጫረቲ  ቫት ምዝጉብ ዝኾነን ናይ ግብሪ ኸፈልቲ ሰነድ ከቅርብ ዝኽእል

3 ተጫረቲ ዋጋ ክመልኡ ከለው ቫት ዝሓወሰን ዘይሓወሰን ምዃኑን ዘይምዃኑን ብግልፂ ክገልፁ ኣለዎም። ተዘይተገሊፁ ግና ዝእተውዎ ዋጋ ቫት ከምዝሓወሰ ተገገይሩ ይውሰድ።

4 ተጫረቲ መኸበሪ ጨረታ ብር 300,000.00 (ሰለስተ ሚኢቲ  ሽሕ) ብፖስታ ብዝተዓሸገ ናብ ናይ ጨረታ ፖስታ ኣብ ሓደ ብምግባርን ብምእታውን ከቅርብ ኣለዎም።  (CPO) ዓሺጎም ምስ ጨረታ ከእትዉ ይግባእ:: ኣብ ፖስታ ዘይተዓሸገ ጥረ ገንዘብን (CPO) ተቐባልነት የብሉን።

5 ተጫረትቲ ዘይምለስ ሓደ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ከፋሊ ምዝገባ ምስክር ወረቀት ተጨማሪ እሴት ታክስ ዶክሜንት ፎቶ ኮፒ ብምትሕሓዝ ጨረታ ዋጋ ብፖስታ ዝተዓሸገ ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ምእታው ይኽእሉ።

6 ጨረታ ዶክሜንት ማህተምን ፊርማን ክዓርፎ ኣለዎ። ማህተምን ፊርማ ዘይብሉ ተቐባልነት የብሉን።

7 ተጫረቲ ጨረታ ንምስታፍ ዘክእሎም ኣድላይ ሰነዳት ብምትሕሓዝን ዋጋ ብምምላእን ካብ ዕለት 09/11/2018 ክሳብ 03/12/2018 ኣ ፈ ኩሉ ግዜ ብስራሕ ሰዓት ኣብ  ኣብ መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ መምርሕ ኮንስትራክሽን ዝተዳለወ ሳንዱቅ ከእትዉ ይክእሉ።

8  እቲ ጨረታ ዕለት 03/12/2018 ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ብዕለት 03/12/2018 ሰዓት 8:30 ናይ ድሐሪ ሰዓት ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉዎ ይክፈት።

9 ተጫራቲ ሰዓራይ ምዃኖም ምስተገለፀሎም ኣብ ሓሙሽተ (5) መዓልቲ ውሽጢ ከረክቡ ኣለዎም።

 10 ትካልና እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ 034442400305/0342400265 ይደወሉ