https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5211
ቤት ፅሕፈት ፍትሒ ዞባ ደቡብ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ሕትመት : ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 30, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 11, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:1500.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 11, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባአ

1 ናይ 2011 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዝተሐደሰ ከቅርብ ዝኽእል

2 ናይ ግብሪ ኸፋላይ ቁፅሪ (ቲን ናምበር) ተመዝጋቢ

 3 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝኽእል

4 ኣብ ቤት ፅሕፈት መሳርሕ ንዝወዳደሩ ተጫረቲ ናይ ቫት ተመዝጋባይ ምዃኖምን ናይ 2011 ዓ/ም ወርሒ መስከረም ዲክለር ዝተገበረ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል

5 ካብ ዕለት 27/02/2011 ዓ/ም ጀሚሩ ካብ ዞባ ደቡብ ፍትሒ ቤት ፅሕፈት ብምዉሳድ ዋንኡን ፎቶ ኮፒን ናይ ጨረታ ሰነድ ፖስታ ብምእሻግ ናይ ተጫረቲ ሽምን ፊርማን ማህተምን ብምዕራፍ አብ ቢሮ ቁፅሪ 38 ዝተዳለወ ሳንዱቅ ምእታዉ ይከኣል

6 ካብ ዕለት 27/02/2011 ዓ/ም ጀሚሩ ካብ ዝወፅኣሉ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ዞባ ደቡብ ፍትሒ ቤት ፅሕፈት ምውሳድ ይከኣል።

7 መክበሪ ጨረታ ብር 1500.00 ብጥረ ገንዘብ ወይም ስፒኦ ከትሕዝ ዝኽእል

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይዅን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ።

9 እቲ ጨረታ ሳንዱቅ ዕለት 11/03/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝረከብሉ ይክፈት

10 ተጫረቲ ናይ ዝሰዓርዎ ንብረት ጠቅላላ ዋጋ 10% መክበሪ ዉዕሊ ብባንኪ ወይ ገንዘብ የትሕዙ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቝፀሪ ስልኪ 0347 -77 771271/0347-771393/0914-112135 ምሕታት ይከኣል።