https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5194
ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ናይ ዝተፈላለዩ መኻይን ስፔር ንምግዛእ : ናይ ኣዋጅን ደንብን ሕትመት ከሐትም ብግልፂ ጨረታ ካብ ሕጋውያን መቅረብቲ አወደዲሩ ውዕሊ ብምእሳር ክገዝእን ከሐትምን ስለዝደለየ ንክትወዳደሩ ንዕድም።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 28, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 11, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 11, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ክተማልእዎም ዝግብኡ ረቋሕታት

1  ብዘፈር ንግድኹም ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክሲ ዝተመዝገብኩም ፣ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዘለኩም፣ ናይ ወርሒ መስከረም 2011 ዓ/ም ሒሳብ ዘወራረድክምሉ፣ ኣብ ዝርዝር መቅረብቲ ዝተመዝገብኩም መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

2 መከበሪ ጨረታ( ቢድ ቦንድ)  ሰነድ 5000.00 ቅርሺ እተቅርቡ

3 ጨረታ ካብ ዝተቃለሐሉ ዕለት ጀሚሩ  ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30.00 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብ ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ዳ /ዕ/ ፋን/ ምም/ ንብ/ ቢሮ ቁፅሪ 8 ምዉሳድ ትክእሉ

4 እቲ ጨረታ ካብ 27/02/2011 ዓ/ም ክሳብ 11/03/2011 ዓ/ም ኣብ አየር ዝፀንሕ ኮይኑ 11/03/2011ዓ/ም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:00 ይክፈት

 ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344416570/0342410117