https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5177
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ሎት 1 መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና፣ ሎት 2 ኮምፒተርን ተዛመድትን ፣ ሎት 3 ታፔላ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ክዕድግ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 23, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 11, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 11, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ተጫረቲ ከማልኡዎም ዝግብኡ ረቋሕታት

1 ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ከቅርብ ዝኽእል

2  መረዳእታ መለለይ ወረቀት ምስክር ክተቕርቡ ትኽእሉ::

3 ተጫረቲ ተወሳኪ አሴት ታክስ ምምዝጋብኩምን ናይ ወረሒ ነሓሰ  ድክለረሽን ዝገበርኽሙሉ መረዳእታ ክተቕርቡ ትኽእሉ::

4 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ናይ ብመቕረባይነት ሰረተፍኬት መረዳእታ ክተቕርቡ ትኽእሉ::

5 መኽበሪ ጨረታ ንሕድሕድ ሎት ብር ንሎት 1 15,000.00 ብስፒኦ/CPO/፣ ንሎት2 10000.00 ብስፒኦ/CPO/ ፣ ንሎት 3 5000.00 ብስፒኦ/CPO/ ክትሕዙ እትክእሉ::

6 ናይ ጨረታ ሰነድኩም  ብዝተአሸገ  ኢንቨሎፕ  ሓደ ኦርጅናል ሓደ ቕዳሕን ነዚ  ጨረታ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ኣብ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ቢሮ ቑፅሪ 42 አብ ናይ ስራሕ ሰዓት ምእታዉ ትኽእሉ::

7 እቲ  ጨረታ ካብ 23/02/2011 ዓ/ም ጀሚሩ ን 15 መዓልቲ አብ አየር ዝፀንሕ  እንትኸዉን 11/03/2011 ዓ/ም ቅድሚ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 4:00  ይኽፈት::

8 ሰዓራይ ትካል ብዝተውሃቦ  ስፐስፊኬሽን መሰረት  ዘቅርብ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ሓዊሱ  ከቕርብ ይግባእ። አብ መወዳደሪ ዋጋ  ቫት ከይሓወሰ ዘቕረበ ተጫራታይ ቫት ከምዝሐወሰሉ ይዉሰድ::

9   ብስፐስፊኬሽን መሰረት ሰዓራይ ትካል ብናይ ባዕሉ  መጎዓዓዝን ናብ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ አታዊ ይገብር

10 ሰዓራይ ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ መለዋወጢ አቅሑት መካይን ፣ኮምፒተርን ተዛመድትን   ኣብ ዉሽጢ 30 መዓልቲታት ሎት 3  ታፔላ  ኣብ 45 መዓልቲ ኣታዊ ዝገብር ይኸውን።ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ከይዲ ዕዳጋ ቢሮ ቑፅሪ 42 ዘይምለስ ብር 50.00 ብክፋል ምዉሳድ ትኽእሉ::

12 ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ  ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክ/ ትግራይ ስ.ቁ  0344-404715/ 0344-400451 ምድዋል ይከአል::