https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5129
ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ኣብ 2011 ዓ/ም ዘበነ ትምህርቲ ንቤት ትምህርቲ ዘድሊ ቀዋሚ ንብረት ማለት ኣብ ትሕቲ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር ናይ ተምሃሮ ናውቲ ትምህርትን ናይ ስፖርት ክዳውንትን ዕጥቅን ዘቕምጥሉ ብረት ሎከር (ብረት ቁም ሳጥን) ፋብሪኬትድ ዝኾነ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 17, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 24, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሕዳር 24, 2011 08:15 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ እዚ ዘመን ዘለዎም

2 ወረቀት ምስክር ናይ መቅረባይነት ዘለዎ

3 ቲን ቁፅሪ ዘለዎ

4 ቲኦቲ /TOT/ ወይ ቫት /VAT/ ምዝገባ ቫት ኮይኑ ሕጋዊ ደረሰኝ ዘቅርብ

5 ንመክበሪ ጨረታ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2% ስፒኦ ክትሕዝ ዝክእል ኣብቲ ጨረታ ይሳተፍ

6 ሰነድ ጨረታ ብር 30.00 ብምክፋል ካብ ቤት ት/ትና ተሓዚት ገንዝብ ምዕዳግ ይከአል

7 ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ 15/02/2011 ዓ/ም ክሳብ 24/02/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:00

8 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 24/02/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተዓሺጉ በቲ ዕለት 8:15 ይክፈት

9 ሰዓራይ ንዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ንብረት ክፍሊ የእትው።

11 እቲ ትካል እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ኣድራሻና ዓዲ ሽንዱሕን ህንፃ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ እትዉ ኢልካ እንትከዉን

ስልኪ ቁፅሪ 0342-40138