https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5099
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቐረብ ማይ ከተማ መቐለ ን2011 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ሎት 1 ናይ ሰራሕተኛታት ደንቢ ክዳን ፣ሎት 2 ፅሬት መሳርሒ፣ሎት 3 ናይ ህንፃ መሳርሒ፣ሎት 4 ናይ ኤሌክትሪክ ኣቑሑት ከጫርት ስለዝደለየ ክተጫረቱ እትደልዩ ተጫረትቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 13, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 26, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 26, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

በዚ መሰረት

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈለን ዝተሓደሰን ንግዲ ፍቃድ ፣ናይ መቕረባይነት መፍለይ ቁፅሪ (Tin number ) ፣ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነ፣ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት መረጋገፂ ዘቕርብ።

2 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ቢሮ ቁፅሪ 13 ካብ ዕለት 12/02/2011ዓ/ም -26/02/2011 ዓ/ም ነኒ ሕድሕዱ ሎት ዘይምለስ 50 ብር (ሓምሳ ብር) ብምኽፋል ምውሳድ ይኽእሉ።

3 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 26/02/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ኾይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረትቲ ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት።

4 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ።

አድራሻና፤ ግልጋሎት ቐረብ ማይ ከተማ መቐለ 03 ቀበሌ ዞባ ምምሕዳር ብድሕሪኡ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ስ.ቁፅሪ 0344-407335 ምርካብ ይከኣል።