https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/508
ቤ/ፅ ትልምን ፋይናንስን ወ/ቆ/ተምቤን ናይ ዝተፈላለዩ ማለተ እዉን
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 11, 2007 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 19, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0
  • ቦታ:ቆላ ተምቤን
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ምልክታጨረታ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ቆ /ተምቤን ግልፂጨረታ

ቤ/ፅ ትልምን ፋይናንስን  ወ/ቆ/ተምቤን ናይ ዝተፈላለዩ ማለተ እዉን

  • ኤሌክትሮኒክስ
  • ህንፃ መሳርሒ
  • ጎማ መኪና
  • ፈርንቸር
  • ናይ እስፖርት ዕጥቂ

ዝመሳሰሉ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለዚ አብቲ ጨረታ  ክትሳተፉ እትደልዩ ሕጋዉያን ተወዳደርቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም በዚ ዝስዕብ መግለፂ ይዕድም::

 

  1. ኣብቲግልፂጨረታዝተጠቐሰሞዴል  / specification/  ምስራዝኣይካኣልን::
  2. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ ኮይኑ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ሸፊኑ ከቕርብ ዝክእል::
  3. እዚግለፂጨረታተጫራታይወይሕጋዊወኪሎምኣበዘለዎይኽፈትበቲዝተባሃለእዋንንቦታንእንድሕርዘይተረኺቡተጫረቲወይሕጋዊወኪላቶመኣብዘይለዉሉዝኽፈትምኻኑ::
  4. ንሐደ ደኩመንተ ዘይምለሰ ብር 50 ሓምሳ ከፊሉ እቲጨረታሰነድካብ  ቤ/ ፅሕፈትናእቶት ኤጀንሲወረዳቆላተምቤንክፍሊትብምክፋልካብቤትፅሕፈትትልምንፋይናንስንወረዳቆላተምቤንብምዉሳድዝቐረበሉዋጋብምምላአእቲሰነድዝሽወጠሉእዋንካብዕለት  08 /10 /2007 ዓ/ም  ክሳብ  19 /10/ 2007 ዓ/ም ኮይኑዋንኡንኮፒኡነ  ብሰምዒወይዝጠንከረ መጣበቂ ተዓሺጉ ብዝተዓሸገኢንቨሎፕ ክልተ ኮፒሓደኦርጅናልብምምፃእ ነዚተባሂሉ ዝተዳለወ ናይጨረታ ሳፁንምእታዉይከኣል  ብሐደ ኦርጅናል ጥራሕ ዛእተወ ድማ እቲ ሐደ ኣርጅናልን ዝኸፈተ ኾይኑ ንዝመፀ ጥርዓን ግን ተቐባልነት የብሉን::
  5. ጨረታሳንዱቅዝዕሸገሉዕለት  19 /10/ 2007 ዓ/ም  ሰዓት  4:30  ኮይኑበዚዐለትሰዓት  4:45  ናይ ንጎሆ ይኽፈትመክፈቲ ቦታኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳቆላ ተምቤን::
  6. ተጫረትቲቅድሚጨረታኽፋቱመኽበሪጨረታዝኽዉንብረ  2000/ ክልተ ሽሕ ብር/ ብ CPO  ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል ::
  7. እቲግለፂጨረታናይበዓለዋናማህተምንፊርማነክህልዎአለዎ::
  8. ነቲኤክስካቫተርምጎዓዓዚማለትመምፅእንመምለስንከምኡዉንነዳዲኩሉባዕሉክሽፍንዝኽእል::
  9. ኣብስራሕእዋንንዝገጥምብልሽትናይኤክስካቫተርሎቬየድባዕሉክፅግንዝኽእል::
  10. እዚግልፂጨረታ  ቤ/ፅ  ዝሓሸመማረፂእንተረኪቡብሙሉአይኹንብክፋል ናይምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወእዩ::
  11. ናይ  2006 ዓ/ም  ሙሉእግብሪዝከፈለወይ  2007 ዓ/ም  ንግዲፍቓድዘሐደሰነ:;
  12. ናይግብሪከፈልቲመለለይቁፅሪ  /ቲንካርድ /  ዘለዎነናይመቅረባይነትመረዳአታከቕርብ ዝኽእልን ቫተ ዝተመዝገበን እዋናዊ ዲክለረሽን መረዳአታ ከቕርብ ዝኽእል::

ንተወሳኺሓበሬታስ.ቁ        0344460052