https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5050
ዓዲግራት ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ በጀት ዓመት ንምምሃር ምስትምሃርን ምምሕዳራዊ ስራሕትን ግልጋሎት ዝውዕሉ ህንፃ መሳርሒ፣ኤሌክትሪክ ስቲ፣ናይ ብሮድካስት (electronics) ፣ናይ ጋርመንት፣ፅሕፈት መሳርሒ፣ኮምፒተርን ኮምፒተር ኣክሰሰሪን፣ automotive ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 2, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 15, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ዓዲግራት
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 15, 2011 09:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ኣብዚ ኣብዚ ዝወዳደሩ ነጋዶ ነዚ ዝስዕብ ረቋሒ ከማልኡ ኣለዎም።

1 ተወዳደርቲ ቫት ተመዝገብቲ ክኾኑ ኣለዎም።

2 ናይ ወርሒ ነሓሰ 2010ዓ/ም ዲክለር ዝገበሩ

3 ናይ 2010ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዝተሓደሰን/ታክስ መኽፈሊ ቁፅሪ (ቲን ናምበር ቫት) ተመዝገብቲን መቅረባይነት ከቅርብ ዝኽእል

4 ተወዳደርቲ ካብ ዕለት 28/01/2011ዓ/ም -15/02/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00 ድ/ሰዓት ዘይምለስ 100ብር ብምኽፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ዓዲግራት ፖሊ ቴክኒክን ኮሌጅ ከይዲ ስራሕ ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 12ተ ብምውሳድ ንክትወዳደሩ እናዓደምና ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 15/02/2011 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ድ/ሰዓት ተዓፅዩ ብተመሳሰሊ ዕለት 9:30 ድ/ሰዓት እቲ ጨረታ ይኽፈት።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁ 0344-452174 ምሕታት ይከኣል።