https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5048
ቤት ፅሕፈት ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ኮረም ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝረከቡ ከይዲ ስራሕ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ቱቦን መገጣጠሚን ቆፃሪትን ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣ኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ናይ ቢሮ ኣቑሑ ፈርኒቸር፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተጫረቲ ንኽትወዳደሩ ንዕድም።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 2, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 23, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ኮረም
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 23, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፈቃድ ዘለዎም

2 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ኮረም ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ንብረትን ንቱቦን መገጣጠሚን ቆፃሪትን 50.00 ቅርሺ፣ ንመሳርሒ ፅሕፈት 30.00 ቅርሺ፣ንኣቑሑ ኤሌክትሮኒክስ 30.00 ቅርሺ፣ ናይ ቢሮ ኣቑሑ ፈርኒቸር 30.00 ብምኽፋል ምውሳድ ይከኣል።

3 ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ 05/02/2011ዓ/ም -22/02/2011ዓ/ም ኣብ ዘሎ 15 ናይ ስራሕ መዓልትታት እንትኸውን እቲ ጨረታ ካብ 23/02/2011ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ይኽፈት።

3 ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ዝርዝር ረቋሒታት ኣብ መምርሒ ተጫረቲ ምርኣይ ይከኣል።

4 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ ሕሉው እዩ።