https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5027
ኮሎጅ ቴክኒክን ሞያን ኮረም ንምምሃር ምስምሃር ምምሕዳር ስራሕትን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብግልፂ ህንፃ መሳርሒ፣ ኤሌክትሪክስቲ፣ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 30, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 14, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ኮረም
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥቅምቲ 14, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም

2 ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝከፈልኩም በቲ ዘፈር ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ቲን መረዳእታ ዘለኩም

3 መኸበሪ ጨረታ ንህንፃ መሳርሒ 16000.00(ዓሰርተ ሽድሽተ ሽሕ ቅርሺ)፣ንፅሕፈት መሳርሒ 5000(ሓሙሽተ ሽሕ ቅርሺ) ንኤሌክትሪክስቲ 4000.00 (ኣርባዕተ ሽሕ ቅርሺ) ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዝብ ከተትሕዙ ይግባእ

4 ዝሰዓርክምዎ ንብረት ናብ ኮሌጅና ንብረት ክፍሊ ብናይ ባዕልኩም ትራንስፖርት ተቅርቡ

5 ተጫረቲ ዝምልከተኩም ናይ ጨረታ ሰነድ ብር 50 ዘይምለስ እናከፈልኩም ኩሉሻዕ ብስራሕ ሰዓት ካብ ዕለት 30/01/2011 ዓ/ም ክሳብ 14/02/2010 ዓ/ም ካብ ኮሌጅና ቢሮ ቁፅሪ 5 ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ብምዉሳድን ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ብምግባር ኦርጅናልን ኮፒን አታዊ ትክእሉ

6 እቲ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ብዕለት 14/02/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓሺጉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 900 ይክፈት።

7 ናይ ዉዕሊ መክበሪ ካብ ዘሸነፍኩምዎ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ ብስፒኦ ክተትሕዙ ይግባእ

8 ብባህርኦም ዉሕስና ንዘድልዩም ንብረታት ካብ ሓደ ዓመት ንላዕሊ ዉሕስና ንምሃብ ፍቃደኛ ዝኮንኩም

9 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0345510749/0345510026/0345510028