https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5021
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ንብየት ፅሕፈት አጠቃቅማ መሬት ሐለዋ ሰነ ከባቢ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት መሳርሒ ሕርሻ :ኣቅሑት መሳርሒ ህንፃ : ናይ ዘርኢ ኣግራባት: ደርሆን ናይ ደርሆ ምግብን ካብ ናይ ኣየር ለዉጢ ተፅዕኖ ፕሮጀከት በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 30, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 15, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:ታሕታይ ቆራሮ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 15, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ሕርሻ መሺነሪ/ ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

1 ናይዚ ዘበን በቢዘፈር ስርሕ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ምቅራብ እትክእሉ

2 ተወሳኪ እሴት ታክስ ምምዝጋብኩም እዉን መረዳእታ ዘለኩም ናይ ወርሒ ነሓሰ 2010 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥክምሉ መራዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ እዉን ዘለኩም ኣብ መቅረባይነት ዝተመዝገብኩም ናይዚ ዘበን ዝተሐደሰ ምቅራበ እትክእሉ

4 ኣብ ዘርኢ ኣግራብ እትወዳደሩ ተወዳደርቲ ወረቀት ምስክር መረጋገፂ ብቅዓት ክተቅርቡ እትክሉ

5 ንኩሎም ፍቃዳት ዋና ምስ ቅዳሕ አተሓሒዝኩም እዉን ክተቅረቡ አለኩም

6 ዝተማለእ ሰነድ መቅረቢ ዋጋ ሐደ ዋናን ሐደ ቅዳሕን ብጠቅላላ 2 ዝተዓሸገ ፖስታ ክተቅረቡ ይግባእ

6 መከበሪ ጨረታ ነነብስወከፍ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

7 ናይዚ ዝርዝር ዝሐዘ ሰነድ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረትን ምምሕዳርን ንነብስወከፍ ዘምለስ 50 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብ 30 መስከረም 2011 ዓም ክሳብ 14 ጥቅምቲ 2011 ዓም እናደመፃእኩም ክተወስዱ እትክእሉ

8 ሳንዱቅ ጨረታ 15 ጥቅምቲ 2011 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

9 ሰዓራይ ንዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ኣብ ዉሽጢ 15 ተከታታልቲ መዓልቲ ከረክብ ዝክእል

10 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ ኣማራፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

11 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344442755 ወይድማ 0342440337