https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5015
ኤጀንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታ ርክብን ክልል ትግራይ ኣብ 2011 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ንብረት ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 30, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 14, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥቅምቲ 14, 2011 05:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

5ሎት 1 መሳርሒ ፅሕፈት ሎት 2 ፅሬት አቁሑት ሎት 3 ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት ሎት 4 ናይ መኪና ጌጣጌጥ አቁሑት ሃለቅትን ቀወምትን ንብረታት 

ተጫረቲ ከማልኡ ዝግብኦም ረቀሕታት 

1 በቲ ዘፈር ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘይሓሰሰ ሓደ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዩ ቁፅሪ ሰርትፍኬት ዘይሓሰሰ ሓደ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበ ናይ መስከረም 2011 ዓም ዲክለረሽንን ኮይኑ ዘይሓሰሰ ሓደ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

4 በቲ ዘፈር ናይ መቅረባይነት ዝተመዝገበ ምካኑ ዘይሓሰሰ ሓደ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል ሰነድ ጨረታ ዋጋ 50 ቅርሺ ብምክፋል እስካብ 14/ 02/ 2011 ዓም ምዉሳድ ይክእሉ መከበሪ ጨረታ ንሎት 1 ን ሎት 2ን ንሎት 3 5000 ቅርሺ Â ንሎት 2ን ሎት 3ን 3000 ቅርሺ ንሎት 4 2000 ቅርሺ 5ጨረታ 14 /02/ 2010ጨ1 ዓም ሰዓት 4 :30 ተዓጽዮ በቲ ዕለት ሰዓት 5:00 ይክፈት 

ነቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ ክምኡዉን 20% ናይ ምዉሳክን ምንካይ መሰል አለዎ ንዝበለፀ ሓበሬታ 0342400527