https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/50
ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ (ማረት) ዝተፈላለዩ ዓይነት ዘገልገሉ ንብረታት ብጨረታ መልክዕ ክትሸይጥ ትደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 5, 2006 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 12, 2006 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ፅገና/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

 ኣብቲ ጨረታ ክሳተፉ ዝደልዩ  ተጫረቲ  ንሕድሕድ   ንብረት  እትገዝእሉ ዋጋ ብስም   ብዝተዓሸገ  ፖስታ ገይርኩመ እዚ ምልክታ ጨረታ  ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ   ክሳብ     10  ሰነ  2006 ዓ/ም  ሰዓተ  6:00  ናይ ንግሆ  አብ ዘለዉ  ናይ  ስራሕ  መዓልታት  ናብ  ቢሮ   ቁፅሪ  304  ክትቀርቡ  ንዕድም ::  ጨረታ  ዝክፈተሉ   ዕለት 11 ሰነ 2006 ዓ/ም   ሰዓተ  3:00  ናይ  ንግሆ  አብ  ቤት  ፅሕፈት  ማረት  መቐለ  ምኮኑ   እናገለፅና  እቲ  ትካል  ዝሐሸ  መማረፂ  እንተረኪቡ  እዚ ጨረታ  ብሙሉእ  ይኩን  ብክፋል   ናይ  ምስራዝ  መሰሉ  ዝተሓለወ  ምኮኑ  ንገልፅ  ::
መተሓሳሰቢ
 ሕድሕድ  ተጫረቲ  ዘይምለስ   ብር  50.00 ብምክፋል  ናይ  ጨረታ  ሰነድ  ካብ  ክልል  ቤት   ፅሕፈት  ማረት  ቢሮ   ቁፅሪ  304  ክወስድ   ይግባእ ::
ተጫረቲ   ናይ  ጨረታ  ውሕስና   መክበሪ  ናይ  ዝጫረትዋ  ንብረት   ዋጋ   2%  ብሲፒኦ  መልክዕ  ከትሕዙ  ከምዝግባእ   ንገልፅ ::
ጨረታ  ዝሰዓረ    ተጫራቲ  ካብ  ዝሰዓረሉ  ዕለት  ጀሚሩ   ዉሽጢ  10   ናይ   ስራሕ  መዓልታተ  ጠቅሊሉ  እንተዘይኣልዒሉ   ዘትሓዞ  ስፒኦ  ኣታዊ  ኮይኑ  ጨረታ  ከም  ዝስረዝ  ነፍልጥ ::

ምስ  ሰላምታ