https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4983
ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ኣብ 2011 በጀት ዓመት ካብ ዋሽንኮ ዋሽ ኣቑሑት ኤሌክትሮኒክሰ፣ ኣቑሑት ቢሮ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ በዚ መሰረት ተወዳደርቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቋሒ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 24, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 8, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:7000.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 8, 2011 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

1 ናይዚዘመንዝተሐደሰናይዘርፋንግዲፍቓድንመቕረብቲ ሰርትፍኬትን ቅዳሕከቅርብዝኽእል

2 ናይመለለይቁፅሪ / Tin/ ን VATንሰርቲፊኬትኮፒንከቅርብዝኽእል

3 ተወሳኺአሴትታክስተመዝጋቢዝኾነንተወሳኺእሴትታክስዘመዝገብሉመረዳእታከቅርብዝኽእል

4 ኣብቲጨረታሰዓራይዝኾነተወዳዳራይዝሰዓሮንብረትውዕሊካብዝኣሰረሉዕለትጀሚሩኣብውሽጢ 15 መዓልቲብናይባዕሉመጓዓዝያናብቢሮመኽዝንክፍሊብዝተሓተተፅሬትንመጠንንከቅርብዝኽእል

6 ናይመወዳደሪሰነድስርዝድልዝዘይብሉናይቲትካልሽምንማህተምንፊርማንዘለዎክኸውንይግባእ።

7 ተጫረቲንዝተዳለወዝርዝርመምርሒሰነድጨረታዘይምለስ 100 ቅርሺእናኸፈልኩምካብቢሮትልምንፋይናንስንዳይሬክተራትዕ/ፋይ/ን/ምም/ር /ንብረትንቢሮቁፅሪካብ 2-19 ካብ 23/01/2011ዓ/ም-08/02/2011 ዓ/ምኣብዘሎግዜያትኣብስራሕሰዓትብኣካልብምቅራብሰነድጨረታገዚኡክወዳደርይኽእል።

8 ተጫረቲ ናይ ጨረ ታሰነድመኸበሪንነብሲወከፍሰነድጨረታ 7000.00 (ሸውዓተሽሕቅርሺ) ብሽምቢሮትልምንፋይናንስንብሲፒኦወይድማብጥረገንዘብናብዝተዳለወሳንዱቅጨረታምእታውይከኣል፤

9 እቲጨረታ 08/02/2011 ዓ/ምሰዓት 8:00 ተዓፅዩብተመሳሳሊሰዓት 8:30 ተጫራቲወይከዓሕጋዊወከልቶምአብዘለዉሉአብቢሮትልምንፋይናንስንዳይሬክተራትዕ/ፋይ/ን/ምም/ር /ንብረትንቢሮቁፅሪካብ 2-19 ይክፈት::

10 ቢሮናዝሐሸመማረፂእንተረኪቡነቲጨረታብሙሉእይኹንብኽፋልናይምስራዝመሰሉዝተሓለወእዩ

11 እቲ ጨረታ ምስተኸፈተ ቢሮና ናይቲ ዝግዛእ ንብረት 20% ናይ ምውሳኽ ወይ ናይ ምቅናስ መሰል ኣለዎ።

12 ሰዓራይ እቲ ዘቅረቦ ንብረት ብበዓል ሞያ ተፈቲሹ ትኸክለኛነቱ ምስተረጋገፀ ጥራሕ ኣተዊ ይኸውን።

ንተወሳኺሓበሬታብስልኪቁፅሪ 0344-410529 /406200/400109 /ደዊልካምሕታትይከአልእዩ።