https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4981
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ወረዳ ጣንቋ አበርገለ ናይ 2011 በጀት ዓመት ንናይ ወረዳና ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ኣቑሑት መሳርሒ ፅሕፈት፣ ንኣቑሑት መለዋወጢ መኪናጋራዠ፣ ጋራዥ ሄድ ዋጋ መካይን፣ንኣቑሑት ፅሬት ፣ኤሌክትሮኒክስ፣ንሕትመት፣ ንዕጥቅታት ስፖርት፣ደንቢ ክዳን፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 23, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 7, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ጣንቓ ኣበርገ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥቅምቲ 7, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

1 ስለዚ ናይ 2010/2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ንተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩም ክኾኑ አለዎም ወርሓዊ ቫት ድክላሬሽን ከቅርቡ አለዎም

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ/TIN/ ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል

4 ናይ ሕድሕድ ዶክሜንት ዋናን ኮፒን ኣብ ክልተ ፖስታ ዓሺጉ ከቅርብ ዝኽእል

5 መክበሪ ጨረታ ንመሳርሒ ፅሕፈት፣ ንኣቑሑት መለዋወጢ መኪና፣ ጋራዥ ሄድ ዋጋ መካይን 5000.00 ንመካይን፣ንኣቑሑት ፅሬት ፣ኤሌክትሮኒክስ፣ንሕትመት፣ ንዕጥቅታት ስፖርት3000.00 ንደንቢ ክዳን 2000.00 ብጥረ ገንዝብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ከትሕዝ ዝክእል

6 ሰነድ ጨረታ እዙ ካብ ዝተቃለሐ ዕለት 22/01/2011 ዓ/ም ዘይምለስ 50 ቅርሺ ናይ ደኩመንት ዋጋ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ወረዳ ጣንቆ አበርገለ ቢሮ ቁፅሪ 8ተ ካብ ዝተቀለሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ እትክእሉ እንትኮኑ

6 እቲ ጨረታ ሰነድ መረከቢ እዋን ዘብቀዓሉ ግዜ ዕለት 07/02/2011 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፂዉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ወረዳ ጣንቆ አበርገለ ቢሮ ቁፅሪ 8ተ ይክፈት ሰዓርቲ ሰዓራይነቶም ምስተረጋገፀሎም ኣብ ውሽጢ ሸውዓተ መዓልቲ ውዕሊ ዝኣስርሉ ነቲ ጨረታ ንምስታፍ ዝኾነ ሕጋዊ ነገዳይ ኽፉት ኾይኑ እቲ ጨረታ ብቋንቋ ትግርኛ መሊኡ ከቅርብ ዝኽእል

8 ኣብዚ ጨረታ ቤት ፅሕፈትና 20% ናይ ምውሳኽ ምቕናስ መሰል ኣለዎ።

9 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ሕሉው እዩ።

ንዝበለፀ ሐበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0344220126/ 0069 /0914260636/