https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4980
ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ክልል ትግራይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕሉ ፋክስ ማሽን፣ፎቶ ኮፒ ማሽን፣ ስካነር ማሽን፣ ዲስክቶፕ ኮምፒዩተር፣ላፕቶፕ ኮምፒዩተር፣ፕሪንተር፣ዳታፕሮጀክትን ካልኦት ናይ ቢሮ ኣቑሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ነዞም ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 23, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 7, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥቅምቲ 7, 2011 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/


1 ታጫረቲ ካብ 23/01/2011- 7/02/2011 ዓ/ም ብር 100.00ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይካአል::

2 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 07/02/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ናይ ድሕሪ ሰዓትኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላት አብ ዘለዉዎ ይኽፈት::

3 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

4 ኣድራሻና ክ/ከተማ ሓወልቲ ትሕቲ ፕላኔት ሆቴል ዝርከብ ናይ ዛምራ ኮንስትራክሽን ህንፃ 3ይ ደብሪ ክፍሊ ቁፅሪ 01 መቐለ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342 406712 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ትኽእሉ