https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4966
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ንዝተፈላለየ አብያተ ዕዩ መንግስቲ ዝጥቀማሎም ዝተፈላለዩ ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 21, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 3, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ደጎዓ ተምቤን
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ጥቅምቲ 3, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ሎት 2 ዝተፈላለዮ ናይ ፅሕፈት መሳርሕታ ሎት 3 ኤለክትሮኒክስ ሎት 4 ሞተር ሳይክል መለዋወጢ አቀሑት ሎት 5 ናይ መኪና spare ሎት 6 ናይ መኪና ጎማ ሎት 7 ናይ ፅሬት አቁሑት ሎት 8 ናይ ሕትመት ስራሕቲ ሎት 9 ፈርኒቸር ሎት 10 ናይ ስፖርት ዕጥቂ

1 በቲ መስመር ዝታሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን መቅረባይነት ዝተመዝገብኩሙን ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም 2 መከበሪ ጨረታ ካብ ሎት 

2 ክሳ ሎት 6 ንሕድሕድ ሎት 3000 ብር ካብ ሎት 7 ክሳብ ሎት 10 ድማ 2000 ብር ሕጋዊ ብዝኮነ ባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ስፒኦ ወይ ጥረገንዘብ ከትዝሕ ዝክእል 

3 ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ካብ ዝተቓለሐሉ ዕለት ጀሚሩ ንሕድሕድ ሎት ዘይምለስ 35 ብምክፋል ካብ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ቤት ፅ/ት ት/ፋ ወ/ደ/ተምቤን

4 ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 18/1/2011 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 2/2/2011 ዓም ካብ ት/ፋ ወ/ደ/ተምቤን መፂእኩም ክትወስዱ ትክእሉ

5 ናይ ሕድሕድ ደኩመንት ኦርጅናል ኮፒን በ2ተ ፖስታ ብሽምዒ ዓሺጉ ከቅርብ ዝክእል

6 መከበሪ ዉዕሊ 10% ናይቱ ዝሰዓረዎ ድምር ዋጋ ከትሕዙ ዝክእሉ 

7 ሰዓርቲ ሰዓራይነቶም ምስ ተገለፀሎም ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ምስ ኣስሩ ኣብ ዉሽጢ ሓፂር መዓልታት እቲ ንብረት ብዝቐረበ ስፔስፊኬሽን መሰረት መጎዓዝያ መራገፍን ካብ መቅረባይ ኮይኑ ናብ ቤት ፅ/ት ት/ፋ ወ/ደ/ተምቤን መክዝን ኣታዊ ክገብር ዝክእል

8 ቫት ተመዝገብቲ ዝመልኡዎ ዋጋ ምስ ቫቱ ክከዉን አለዎ እንተይነፂሮም ዉን ምስ ቫቱ ዝተሓዝ ምካኑ ንገልፅ 

9 እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ፅሕፈት መሳርሒን ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን 3/2/2011 ዓም 4:00 ተዓፅዩ እቲ ጨረታ ካብ ሎት 2 ከሳብ ሎት 6 ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ፅ/ት ት/ ፋ ወ/ደ/ተምቤን ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ሃገረ ሰላም ይክፈት ካብ ሎት 7 ክሳብ 10 ዕለት 4/ 2/ 2011 ዓም ሰዓት 3:00 ይክፈት 

10 ዝወሰድዎ ስሩዕ ጨረታ ምስቲ መምልኢ ዋጋ ብፖስታ ተዓሺጉ ኣብ ሳንዱቅ ጨረታ ከረክብ አለዎ 

11 ኣብቲ ጨረታ ዝኮነ ዜጋ መፂኡ ከዕዘብ ይክእለ እዩ 

12 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0343390402/0343390012 ወይ ብኣካል ምሕታት ይከኣል