https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4958
ፖሊ ኢንስቲዩት ቴክኖሎጂ ንዘመነ ትምህርቲ 2011 ዓ/ም ኣገልግሎት ዝውዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ ፅሬት ኣቁሑት፣ናይ ኣይ ሲቲ ኣቅሑ ፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ፣ ናይ ኤሌክትሪክ መሳርሒታት፣ ናይ ኣውቶሞቲቭ ኣቅሑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማልኡ መቅረብቲ ክትወዳደሩ ይዕድም።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 19, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 28, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መስከረም 28, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘቕርብ

2 ናይ መቅረባይነት መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል

3 ዘሸነፎ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ኣብ መጋዘን ኣታዊ ዝገብር

4 ብዘይካ ንፅሬት አቅሑ ንዝተረፉ ቫት ዝተመዝገቡ ክኸውን ኣለዎ

5ንመኸበሪ ጨረታ ፅሕፈት መሳርሒ 2000.00 ብር፣ ናይ ፅሬት ኣቁሑትን ናይ ኣይሲቲ ኣቅሑ300.00 ብር ፣ ንዝተረፉ 3000.00 ብር ከትሕዝ ዝኽእል

6 ዝተዳለወ ዶኩመንት ካብ ፖሊ ኢንስቲትዩት ቴክኖሎጂን ካብ ክፍሊ ቁፅሪ 104 ምወሳድ ይከኣል

6 ምልክታ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 15 መዓልቲ ብሽምዒ ብዝተኣሸገ ኢንቨሎፕ ዋጋ መሊኦም ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ከእትው ይኽእሉ።

7 እዚ ጨረታ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ናይ ፅሬት ኣቁሑት፣ናይ ኣይ ሲቲ ኣቅሑ 28/01/2011 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት 3:30 ይኽፍት።

8 ናይ ህንፃ መሳርሒ፣ ናይ ኤሌክትሪክ መሳርሒታት፣ ናይ ኣውቶሞቲቭ ኣቅሑ 29/01/2011 ዓ/ም ሰዓት 6:00 ተዓፅዩ አብቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ይኽፈት።

9 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-411014 ምድዋል ይከኣል።