https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4952
ትካልና ሳባ እምነ በረድ ሓ/ዝ/ው/ማ ዝተፈላለዩ ዓቀን ዘለዎም ምህርትታት ብጨረታ ኣወዳደሩ ክሸይጥ ስለዘደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ በቲ ምህርቲ ብኣካል ኣብ ዋና ፋብሪካ ዓድዋ ቀሪብኩም ብምርኣይ ክትጫረቱ ምኻንኩም እናሓበርና ዝርዝር መበገሲ መሸጢ ዋጋ ድማ ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 18, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 19, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም መስከረም 19, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ፀሊም ግራናይት ዝተፈላለየ ዓቀንን ርጉድን ዘለዎ ንሜትር ካሬ ብር 401 ቅድሚ ሻት

2 ሓምላዋይ ግራናይት (ግሪን ስቶን) ዝተፈላለየ ርጉድን ዓቀንን ዘለዎ ንሜትር ካሬ ብር 401 ቅ/ቫት

3 ቀይሕ ግራናይት (ፒንክ ግራናይት) ዝተፈላለየ ዓቀንን ርጉድን ዘለዎ ንሜትር ካሬ ብር 301 ቅ/ቫት

4 ማርብል ፃዕዳ ዝተፈለለየ ርጉድን ዓቀንን ዘለዎ ንሜትር ካሬ ብር 208 ቅ/ቫት

5 ፀሊም ማርብል ዝተፈላለየ ርጉድን ዓቀንን ዘለዎ ንሜትር ካሬ ብር 401 ቅ/ቫት

6 ቶጎጎ ዝተፈላለየ ርጉድን ዓቀንን ዘለዎ ንሜትር ካሬ ብረ 150 ቅ/ቫት

7 ዝኾነ ዓይነት ቴራዞ ብር 130 ቅ/ቫት

ተወሳኺ ሓበሬታ

ተጫረቲ ንጨረታ ዝቀረበ ምህርቲ ዝተፈላለየ ዓቀን ስለዘለዎ መስተኻኸሊ ማሽን ንጨረታ ዝቀረበ ምህርቲ ብዝሕ ዝበለ ሰለዝኾነ ብበዘሒ ከልዕል ዝኽእል ክኸውን ኣለዎ።

14/01/2011 ዓ/ም ጀሚርኩም ንተኸታታሊ 7ተ መዓልትታት ካብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ምኻንኩም ንሕብር።

ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 19/01/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ኾይኑ ዝኽፈተሉ እውን ዕለት 19/01/2011 ንጉሆ ሰዓት 4:00 ይኸውን።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ስ.ቁፅሪ 0347-719013 -0914-788036