https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4943
ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ኣብ 2011 በጀት ዓመት ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ናይ መኻይን መለዋወጢ ኣቁሑት ፣ናይ መኻይን ጎማታት ናይ ፅሬት ኣቁሑት ግልጋሎት ዝውዕል ኣቑሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ዝስዕብ ረቋሒ ተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 16, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 30, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መስከረም 30, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

1 በቲዘርፊናይዘመኑዝተሓደሰንግዲፍቃድዘለኩምብግልፂዝርአ ፎቶኮፒከቕርብዝኽእል

2 ናይግብሪከፋላይመለለይቁፅሪዝተመዝገብኩምንቲንሰርተፊኬትክተቅርቡትኽእሉብግልፂዝርአፎቶኮፒከቕርብኣለዎ

3 ናይዘመኑዝተሓደሰናይመቅረባይነትሰርቲፊኬትዘለኩምብግልፂዝርአፎቶኮፒከቕርብዝኽእል

4 ናይእሴትታክስቫትዝተመዝገቡንናይዚዓመትግብሪዝኸፈልኩምንናይዝኸፈልኩምዎናይወርሒነሓሰ 2010 ዓ/ምድክላሬሽንመረዳእታብግልፂዝርአፎቶኮፒከቕርብዝኽእል

5 ተጫረቲዘይምለስብር 50 ( ሓምሳቅርሺ ) እናኸፈልኩምካብቢሮኮንስትራክሽንመንገድንትራንስፖርትንክልልትግራይዳይሬክቶራትዕደጋፋይናንስንንብረትምም/ርኣብሓበራዊ (ኮምፕሌክስ) ህንፃ 3ይደብሪቁፅሪ 171 ካብዕለት 14/01/2011 ዓ/ምክሳብዕለት 30/01/2011 ዓ/ምሰዓት 4:00 ኣብናይስራሕሰዓትእናመፃእኹምናብዝተዓሸገናይጨረታሳፁንፖስታኹምክተእትውትኽእሉ፤

6 ተጫረቲናይጨረታውሕስናመኽበሪንሎት 1 ናይመኻይንመለዋወጢኣቑሑትብር 5000( ሓሙሽተሽሕብር) ንሎት 2 ንናይመካይንጎማታት 5000( ሓሙሽተሽሕብር) ንሎት 3 ናይፅሬትኣቁሑት 3000(ሰለስተሽሕብር) ብባንኪዝተረጋገፀሲፒቾ፣ኣብኩነታትዘይተመስረተናይባንኪውሕስናወይጥረገንዘብከተሓሕዙትኽእሉ።

7 እቲጨረታዕለት 30/01/2011 ዓ/ምልክዕሰዓት 4:00 ተዓፅዩ፣ኣብቲዕለትሰዓት 4:30 ኣብቢሮኮንስትራክሽንመንገዲንትራንስፖርትንክልልትግራይዳይሬክተራትዕደጋፋይናንስንንብረትምምሕዳርንተጫረቲወይሕጋዊወከልቶምኣብዝተረኸብሉኣብ 3ይደብሪቁፅሪ 171 ይኸፍት።ተጫራቲወይሕጋዊወከልቶምእንተዘይተረኺቦምእቲጨረታንምኽፋትኣይተዓናቀፍን።

8 ጨረታሰዓራይተባሂሉካብዝተገለፀሉዕለት ጀሚሩድሕሪ 3ተ ናይቅሬታመዓልቲኣብውሽጢ 3ተናይስራሕመዓልቲውዕሊክኣስርኣለዎ፤ካብጠቅላላዝሰዓሮንብረትዋጋ 10 ብባንኪዝተረገገፀሲፒኦኣብኩነታትዘይተመስረተናይባንኪውሕስናወይብጥረገንዘብንኣፈፃፅማውዕሊውሕስናየትሕዝ።

9 ብቤትዕዮናተዳልዩዝተውሃቦመዐቀኒሰፔስፊኬሽን፣ብፅሬትንብመጠንንብጊዜንኣብውሽጢ 5ተተኸታተሊመዓልቲንብረትብናይባዕሉትራንስፖርትወፃኢናብቢሮኮንስትራክሽንመንገዲንትራንስፖርትከረክብኣለዎ።

10ተወዳደሪደኩሜንትስርዝድልዝዘይብሉብዝተዓሸገፖስታናይቲትካልሽምንኣድራሻንማህተምንፊርማንክህልዎይግባእ።

11 ሰፔርእቲተለዋጢ part  numbe ዘቐረበን ብረት ብበዓል ሞያ ተራአዩ ኦርጅናል ምዃኑ ድሕር ተራጋጊፁ ቢሮ ኣታዊከምዝገበሮክገልፅይደሊ፣

12 ቢሮናእቲጨረታዝሓሸመማረፂእንተረኺቡብሙሉእይኹንብክፋልናይምስረዝመሰሉዝተሓለወአዩ።

ንተወሳኺሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-411052 ምድዋልይከኣል።