https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4923
ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግሰቲ ትግራይ ቢሮ ሃፍቲ ማይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ሰፔር ፓርት ፣ናይ መኪና ጎማ፣ናይ ሕትመት ግልጋሎት፣ ናይ መኪና ኮንፎርት /ጨርቂ/፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ናይ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 11, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 28, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መስከረም 28, 2011 08:10 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ስለዚ ዝስዕብ ረቋሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም። 1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ቲን(Tin) ፣መቅረባይ ሰርቲፊኬት ፣ቫት ተመዝገብቲ ናይ ወርሒ ነሐሰ 2010ዓ/ም ቫት ዲክልረሺን ከቅርብ ዝኽእል 2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽን ካብ መደበኛ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ፣ፋይናንስን ንብረት ምም/ርን ካብ 08/01/2011 ዓ/ም -28/01/2011ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ 50 ብር ነንሕድሕዱ ብምኸፋል ጨረታ ሰነድ ምውሳድ ይከኣል። 3 ናይ ጨረታ መኽበሪ ንናይ መኪና ጨርቅንሕትመትን 5000.00 ሽሕ፣ ንናይ መኪና ጎማ 10,000.00 ንናይ መኪና ስፔር 50,000 ከትሕዝ ዝኽእል 4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 28/01/2011 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት 28/01/2011 ዓ/ም ሰዓት 9:10 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለውዎ ይኽፈት 5 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ሓደ ኦርጀናል ምሰ ክልተ ኮፒ ሰነድ ነንበይኑ ብፖሰታ ዝተዐሸገን ኣብ ሓደ ዓብይ ፖስታ ብምዕሻግ ክቀርብ ዝኽእል ይኸውን። 6 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ። 7 ኣድራሻና ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይ ሃፍቲንኡስ ከይዲ ስራሕ መደበኛ ዕደጋ እዩ። 8 ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342-413232 /0344-411794 ደዊልካ ምሕታት ይከአል። 9 ናይ ጨረታ መዕፀውን መኽፈትን በዓል እንተዊዕሉ ኣብ ዝቕፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኽፈት። 10 እዚ ጨረታ 20% ናይ ምውሳኽን ናይ ምቅናስን ኩነታት ከም ዘለዎ ይኸውን።