https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4905
ቤት ፅሕፈት ትልምና ፋይነስን ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ንዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈት ን2010 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል 1ይ ዙር ግልፂ ጨረታ ናይ ሃለቅቲ ናይ ፅሕፈት መሰርሒ: ሕትመት:ፅሬት ኣቅሑት : ተሽከርከርቲ ግዝኢትን ስፖርት ዕጥቅን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 8, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 22, 2011 09:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መስከረም 22, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 ናይ 2009 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ ቲን /TIN NO/: ዝተሐደሰ መቅረባይነት :ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮኑን ናይ ወርሒ ሐምለ ቫት ድክሌር ዝገበርሉ መረዳእታ ክተቅርቡ ትክእሉ

2 ናይ ጨረታ መክብሪ ሀ ንፅሕፈት መሳርሒን ብር 10000 ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒአ ከትሕዝ ዝክእል : ንሕትመት ተሽከርከርቲ ግዝኢትን ነንሕድሕዶም ብር 5000 ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒአ ከትሕዝ ዝክእል: ንፅሬት ኣቅሑትን ስፖርት ዕጥቅን ብር 1500 ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒአ ከትሕዝ ዝክእል

3 ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒን ነንበይኑ ኣብ ዝተኣሸገ ፖስታ ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ሰዓራይ ምካኑ ምስተረጋገፀ ድሕሪ 3ተ ናይ ቅሬታ መዓልቲ ዉዕሊ ክእስር ዝክእል

6 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብቲ ቤት ፅሕፈት ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን 2ይ ደብሪ ቁፅሪ 4 ጨረታ ከብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይከኣል

7 ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሐሉ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 7/1/2011 ዓም ሰዓት ክሳብ ዕለት 22/1/2011 ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

9 ኣድራሻና ጥቃ ትራፊክ መብራህቲ ዓዲ ሓዉሲ ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስቁ 0344403728/72 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል