https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4900
ኣብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ብርክት ዝበሉ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረት ዝኩኑ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 5, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 12, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም መስከረም 12, 2011 03:01 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ተወዳደርቲ ምልከታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 3/1/2011 ዓም ክሳብ 12/1/2011 ኣብ ዘሎ ሰዓት 3:00 ናይ ነጉሆ ኣብ ዘሎ ሰዓት ክተቅርቡ ንሕብር

2 ተወዳደርቲ እቲ ዝሰዓሮ ንበረት ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ጠቅሊሉ ዋግኡ አታዊ ምስገበረ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ካብ መክዝን ከርክብ ይግባእ

3 ተወዳደርቲ ቅደሚ እቲ ዉድድር ምክያድ ንመክበሪ ጨረታ ብር 2000 ከትሕዝ ይግባእ

4 ኣብቲ ዉድድር ብዘይ 2ይን 3ይን ዝወፁ ተጫረቲ እቲ መክበሪ ጨረታ ዘይሰዓረ አካል ሽዑንሽዑ ይመለሰሎም

5 በዓል መዚ እቶት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ