https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4880
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ንበጀት ዓመት 2011 ዓም ንዝተፈላዩ ኣብያተ ፅሕፈታት ኣገልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : መለዋወጢ ሞተር ሳይክል : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቀሑት ኤሌክትሪክ : ናይ ኮምፒተርን ኮምፒተር መለዋወጢን : ናይ ሸቀጣ ሸቀጥን ኣቅሑት ፅሬትን : ሓፂን መፂን ዕንፀይትን : መሳርሒ ህንፃ : ግልጋሎት ሕትመት : ዕጥቂ ስፖርትን ካልኦትን ንምዕዳግ ከምእዉን ን2011 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ እሱራት ቀለብ ባኒ ግልጋሎት መጎዓዝያ ደረቅ ፅዕነት : ግልጋሎት ፅገና ኦፊስ ኣዉቶ ማሽን : ፅገና ሞተር ሳይክል ግልጋሎት ጋራጅን ፅገናን ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ከስርሕን ግልጋሎት ክረክብን ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 5, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 8, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:ታሕታይ ኣድያቦ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መስከረም 8, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 ናይ 2009 ዓም ግብሪ ዝከፈለ ክምእዉን ናይ 2010 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሰኩምነ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዘለኩም

2 ተመዝጋቢ እሴት ታክስ ዝኮነ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል ከምእዉን ናይ ወርሒ ሰነ 2010 ዓም ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ፀብፃብ ዝገበረሉ መረእታ ከቅርበ ዝክእል

3 በቢ ዝምልክቶ ዘፈር ሕጋዊ መረዳእታ ፍቃድ ንግዲ ከቅርበ ዝክእልን እብ ናይ ነጋዶ መቅረባይነት ዝተመዝገበሉ ካልኦትን ሓዊሱ ፋይናንሻል ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ብኣግባብ ዝተመልእን ንፁርን ክክዉን አለዎ

4 ስርዝ ድልዝ ዘይክፍእ እንተኮኑ ድማ ፓርፍ ብምግባር ኣብ ዝባን ፖስታ ሽምን ፌርማን ተወዳደርቲ ዓሪፍዎ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣብ ትክክለኛ ሰዓት ብጥንቃቀ መሊአም ከእትዉ ዝክእሉ

5 ተጨረቲ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ታሕታይ ኣዲያቦ ከይዲስራሕዕደጋንፋይናንስንምምሕዳርንብረትን ቁፅሪ 4 ክትወሰዱትክእሉ

4 መከበሪ ጨረታ ብቢድቦንድ ወይ እዉን ብጥረ ገንዝብ ወይድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ማለት እዉን ቼክ 5000 ቅርሺ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ክተትሕዙ እትክእሉ

5 እቲጨረታ 28 ነሓሰ 2010 ዓም ክሳብ 8 መስከረም 2011 አብ አየር ይፀንሕ ኮይኑ ዕለት 8 መስከረም 2011 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ እወን ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ታሕታይ ኣዲያቦ ይክፈት

9 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

10 ምምርሒ ጨረታ ዝምልክተ ኣብ ሰነድ ጨረታ ይርኣዩ

ተጫረቲንዝበለፀሓበሬታብስልኪቁፅሪ 0345500231/0345500005 ደዊልኩምምሕታትይከኣል።