https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4879
ሐፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ን2010 ዓም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኣቅሑትን ግልጋሎትን ክዕድግ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 5, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 8, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ዓድዋ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መስከረም 8, 2011 03:31 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ዝዕደጉ ዝርዝር ኣቅሑትን ግልጋሎትን ዝተፈላለዩ መሳርሒታት ፅሕፈት :ኣቅሑት ፅሬት መሳርሒታት ሕትመት: ዝተፈላለዩ መሳርሒታት ፅገና ኤሌትሪክን ህንፃን :ዝተፈላለዩ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ስረቪስ መግበሪ ጋራጅ :ዝተፈላለዩ ቅመማ ቅመም ምግቢ ምስፋይ ዝተፈላለዩ ደንቢ ከዳንን ሲቪሲ መሽን ፅገናን

1 በቲ ዘፈር ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግድ ፍቃድ ዘለኩም ምስክረ ወረቀቅ መቅረባይነት ዘለኩም

2 መለለይ ከፈልቲ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ዘለኩም

3 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩምን ናይ ወርሒ ሰነ 2010 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥክምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክሉ

4 እዚ ጨረታ ዕለት 8 መስከረም 2011 ዓም ሰዓት 3:30 ኣብ ሐፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ከይዲ ስራሕ ደጋፊ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንብረት ዝክፈት ይከዉን

5 ካሊእ ተወሳኪ ዝርዝር ካብ ሰነድ ጨረታ ምርኣይ ትክእሉ

6 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዘበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0347712326 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል