https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4870
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ክፍለ ከተማ ኩሓን መሳርሒ ፅሕፈት ናዉቲ ፅሬት ናዉቲ ፈርኒቸር ናዉቲ ኤለክትሪክ ሕትመት መለዋወጢ አቁሑ መኪና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጳጉሜን 2, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 11, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መስከረም 11, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ክማልኡ ዝግብኦም ረቃሕታት 

1 ዝተሐደሰ ናይ 2010 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ : መቕረባይነት ምዝገባ : ቲን ናምበር ኸቕርብ ዝኽእል 

2 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 11/01/2011 ሰዓት 11:30 ኮይኑ 11/01/2011 ሰዓት 4:00 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይከዓ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይኽፈት 

3 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መክበሪ ንናዉቲ ፅሬት ሕትመት መለዋወጢ አቁሑ መኪና 3000 ቅርሺ ንመሳርሒ ፅሕፈት ንናዉቲ ቢሮን ኤለክትሮኒክስ 5000 ቅርሺ 

4 መግዝኢ ጨረታ ሰነድ 30 ብር ብምክፋል ምዉሰድ ይከኣል 

5 ንኩሎም ዓይነት ጨረታ ኣቅሑት ተወዳደርቲ ቫት ዝተመዝገቡ ዘይተመዝገቡ ኮይኑ ንቫት ተመዝገብቲ ናይ ወርሒ ሓምል ዲክለረሽን ከቅርቡ ዝክእሉ

እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914702652 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል