https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4868
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅገና ዓበይቲ መካይን ፅገና አናእሽተይ መካይን ምቅራብ አቁሑት ፅሬት ናይ ካፍቴርያ ግልጋሎት ምሃብ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጳጉሜን 2, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 11, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መስከረም 11, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ፅገና ተሽከርካሪ/

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈለን ዝተሐደሰን ንግዲ ፍቃድ ናይ መቅራይነት መፍለይ ቁፅሪ ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ ናይ መቅረባየነት ምስክር ወረቀት መረጋገፂ ዘቅርብ ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ዲክላረሽን ከቅርብ ዝክእል ንካፍቴርያ ግልጋሎት ናይ ደአንት

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ቢሮ ቁፅሪ 13 ካብ ዕለት 1/13/2010 ዓም ዘይምለሰ 50 ብር ብምክፋል ምዉዳድ ይክእሉ 

3 ጨረታ ንፅገና ዓበይቲ መካይን ንፅገና አናእሽተይ መካይን ንናይ ካፍቴርያ ግልጋሎት ንንፍስወከፍ 5000 ቅርሺ ንአቁሑት ፅሬ 4000 ቅርሺ ከትሕዙ ዝክእሉ

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 11/1/ 2011 ዓም ሰዓት 8:30 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይ ባዕሎም ወይም ህጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከበሉ ይከፈት

5 ቤት ፅሕፈትና አቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይም ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

6 ኣድራሻና ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ 03 ቐበሌ ዞባ ምምሕዳር ብድሕሪኡ ንተወሳኪ ሐበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0342 4087 0344408501 ምርካብ ይከኣል