https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4866
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንብየት ፅሕፈት ቃፍታ ወረዳ ሑመራ ግጋሎት ዝዉዕሉ ምድብ 1 አቁሑት ፅሬት ምድብ 2 አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ምድብ 3 ስራሕቲ ሕትመት ምድብ 4 ዕጥቂ ስፖርት ብግልፂጨረታኣወዳዲሩ ዕድጊትክፍፅምይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጳጉሜን 2, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 14, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ቃፍታ ሑመራ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መስከረም 14, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1. ናይዚዘበንዝተሓደሰሕጋዊፍቃድንግዲዋናምስዘይምለስቅዳሕከቅርብዝክእል

2. ናይግብሪከፋላይመለለዩቁፅሪዘለዎንመረዳእታዘቅርብን

3. ናይተወሳኪእሴትታክስወይድማቫትተመዝጋቢዝኮነንመረዳእታዘቅርብን

4. ናይወርሒ ሓምለ 2010 ዓምሒሳብዘፍለጠሉመረዳእታከቅርብዝክእል 

5. በቲዘፈር ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነትካርድከቅርብዝክእል 

6. ቅድሚጨረታምክፋቱመክበሪጨረታ ንመሳርሒ ፅሕፈት 5000 ቅርሺ ንአቁሑት ፅሬት 2000 ቅርሺ ንአቁሑት ኤለክትሮኒክስ 5000 ቅርሺ ንስራሕቲ ሕትመት 2000 ቅርሺ ንዕጥቂ ስፖርት 2000 ቅርሺ ብሲፒኦወይ ድማ ብጥረ ገንዝብከትሕዝዝክእል 

7. ሰነድጨረታካብቤት ፅሕፈትትልምንፋይናንስንከይዲስራሕ ዕደጋ ፋይናንስንምምሕዳርንብረትንቁፅሪ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድይከኣል

8. ጨረታካብ 2/ 13 /2010 ዓምክሳብ 13/ 01 /2011 ዓም ኣብ አየር ይፀንሕን 

9. እዚጨረታ 14/ 01/ 2010 ዓምሰዓት 3:00 ተዓሺጉ በቲ ዕለትሰዓት 3:30 ይክፈት

10. ተወዳደርቲኣብሕድሕድገፅናይጨረታሰነድናይትካሎምማህተምናይዝምልከቶአካልፊርማከምእዉን ብተጫራታይ ተመሊኦም ክቀርቡ ዝግብኦም ቅጥዕታት መሊኦም ከቅርቡ አለዎም

11. ተወዳደርቲ እተቅርብዎ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝሐወሰ ወይ ዘይሐወሰ ምካኑ መብሪሂ ክትህብሉ ይግባእ እንተዘይገሊፅኩም ዝቀረበ ዋጋ ምስተወሰኬ እሴት ታክስ ተገይሩ ይዉሰድ

12. ናይዝግዛእአቅሓከም አድላይነቱክሳብ 20% ናይምዉሳክወይምቅናስመሰልአለና 

13. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ መዓልቲ 30 ተከታተልቲ መዓልቲ እዩ

14. እቲቤትፅሕፈትዝሓሸመማረፂእንተረኪቡእቲጨረታብሙሉእይኩንብክፋልናይምስራዝመሰሉዝተሓለወእዩ ንዝበለፀሓበሬታብቁፅሪስልኪ 0344480183 ብምድዋልምሕታትይከኣል