https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4855
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ፅሕፈት መሳርሒ ናይ ፅሬት አቁሑትን ሕትመትን ንምዕዳግ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 29, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 7, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ቆላ ተምቤን
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መስከረም 7, 2011 05:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 አብቲ ግልፂ ጨረታ ዝተጠቐሰ ሞዴል/ Specification/ ምስራዝ አይካአልን 

2 ናይዚ ዓመት 2010ን 2011 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰን ግበሪ ሙሉእ ዝከፈለን 

3 ንሐደ ደኩመንተ ዘይምለሰ ብር 100 /ሐደ ምኢቲ/ ከፊሉ እቲ ጨረታሰነድ ካብ ቤ/ ፅሕፈትና ኤጀንሲ ልምዓት እቶት ወረዳ ቆላ ተምቤን ክፍሊት ብምክፋል ክወዳደር ዝደሊ

4 ተገዚኡ ዝመፀእ ናይ መኪና መለዋወጢ ኦርጅናል ምካኑ ሐላፍነቱ ወሲዱ ዘቅርብ

5 ተጫረትቲ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ መኽበሪ ጨረታ ዝኽዉን ብር ንፅሕፈት መሳርሒ 5000/ ሓሙሽተ ሽሕ ብር/ ንፅሬት አቁሑት 4000 ቅርሺ ንሕትመት 3000 ቅርሺ ብ CPO ወይ ጥረገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል :

: 6 እዚ ግለፂ ጨረታ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብዘለዎ ይኽፈት በቲ ዝተባሃለ እዋንን ቦታን እንድሕር ዘይተረኺቡ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብዘይለዉሉ ዝኽፈት ምኻኑ:: 

7 እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ የኩን ፖስታ ናይ በዓል ዋና ሕጋዊ ማሕተመን ፊርማን ክህልዎ አለዎ 

8 እዚ ጨረታ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ኦርጅናል ኮፒን ነንበይኑ አተሓሒዙ ናብ ዝተዳለወ ሳፁን ክኣትዉ አለዎ 

9 ቫት ዝተመዝገበን TIN Number ምዝገባ ዘለዎ መቅረባየነት መረዳእታ ዘለዎን እዋናዊ ዲክለረሽን ከቅርበ ዝክእል 

10 እዚ ሰነድ ዝሽወጠሉ እዋን ካብ ዕለት 25/12/2010 ዓ/ም ክሳብ 07/01/2011 ዓ/ም ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ቆላ ተምቤን 

11 እዚ ጨረታ ዝክፈተሉ ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ዕለት 07/01/2011 ዓ/ም ኮይኑ በዚ ዕለት ድማ እቲ ጨረታ ዝዕሸገሉ ሰዓት 4:30 እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ሰዓት 5:00 ይከዉን

12 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ዝተሐለወ እዩ ንተወሳኺ ሓበሬታ ስ.ቁ 0344460583/0344460052