https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4846
ኮለጅ ትምህርትቲ መምህራን አመራርሓን ትምህርቲን ዓድዋ ን2011 ዓም ዘመነ ትምህረቲ ዝተፈላለዩ አገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት :መለዋወጢ ኣቅሑት ማይ ቧንቧ: መስመር ኤሌክትሪክን :መለዋወጢ ኣቀሑት መኪናን ኣይሲትን : ዕጥቅታት ስፖርት : ኣቅሑት ኬሚካላትን ቤተ ፈተነ ሳይንስን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ነሓሰ 27, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 8, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ዓድዋ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መስከረም 8, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 ስለዚ ነብስወከፍ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ተወዳደርቲ ንጨረታ ዘድልየኩም መረዳእታ ኩሉ ብምትሓዝ ክትጫረቱ ይዕድም

2 ናይቲ ጨረታ ዝርዝር ሰነድ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል እቲ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ግዘ ጀሚሩ ካብ ኮለጅ ትምህርትቲ መምህራን አመራርሓን ትምህርቲን ዕደጋ ክፍሊ ብምዉሳድ ብዝተዓሸገ ፖስታ ንመሳሪሒታት ኬሚካላትን ቤተ ፈተነ ሳይንስን ክሳብ 8 መስከረም 2011 ዓም ሰዓት 8:30 ኮልኣት ልዕል ኢሎም ዝተጠቀሱ ኣቅሑታት ክሳብ 9 መስከረም 2011 ዓም ሰዓት 8:30 ኣብ ኮለጅ ትምህርቲ መምህራን ኣመራርሓ ዓድዋ ኣብ ዝተዳለወ ቁፅሪ ክልተ ሳንዱቅ ጨረታ ኣታዊ ክገብሩ ይክእሉ

3 እቲ ጨረታ ብዝተቀመጠሉ ዕለት ልክዕ ሰዓት 9:00 ተጫረቲን ተዓዘብትን ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ኮለጅ ትምህርቲ መምህራን አመራርሓን ዓድዋ ይክፈት

4 እቲ ኮለጅ እቲ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0347713565/0923303367 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።