https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4827
እንዳ መኮኒ ዕዳጋ ማእከል ኣ.ማ ኣብ ከተማ ማይጨዉ ንዘስረሖ ዘሎ ዘመናዊ ህንፃ ዕደጋ ማእከል ግልሎት ዝዉዕል ናይ በሪን መስኮትን ማዕፆ ከስርሕ ሰለ ዝደለየ ንዞም ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሱ በርታት ዝኮኑ ዝተፈላለዩ ብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳድሩ ክገዝእ ይደልይ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 23, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 9, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:50000
  • ቦታ:መኮኒ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መስከረም 9, 2011 05:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

1 ሐድሽ ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ መቅረባይነት ካርዲ ዘለዎ

2 ሓድሽ ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ መቅረባይነት ካርዲ ዘለዎ

3 መክበሪ ጨረታ ብስፒኦ ወይም ብጥረ ገንዝብ ብር 50 ሽሕ ከትሕዝ ዝክእል

4 ሕድሕድ ናይ ጨረታ ሰነድ ዋጋ ዘይምለስ ብር 100 ብምክፍል ካብ ዕለት 22/12/2010 ዓም ጀሚሩ ኣብ ዕደጋ ማእከልና ዉሽጢ ዘሎ ቤት ፅሕፈትና ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ትክእሉ

5 በቲ ዝተደለየ መዓቀኒ ኣዓቅኑ ከረክብ ዝክእል

6 እቲ ጨረታ ሳንዱቅ ዕለት 9/01/ 2011 ልክዕ ሰዓት 4 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 5:00 ተጫራቲ ወይም ህጋዊ ወኪላት ኣብዘለዉሉ ኣብ ከተማ ማይጨዉ ዝርከብ ዕደጋ ማዕከል ህንፃ ቢሮ ዉሽጢ ይክፈት

7 እቲ ዕደጋ ማእከል ዝሐሸ መማረፂ ተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይም ብክፍል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

8 ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ 15ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ይከዉን

9 እቲ ንብረት ካብ ዝሰዓረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ 10 መዓልቲ ዉሸጢ ብናይ ባዕሉ ትራስንፖርት ኣብ ማይጨዉ ከተማ ቀበሌ 02 ዝርከብ ናይቲ ዕደጋ ማዕከል ህንፃ ግቢ ዉሸጢ ከረክብ ዝክእል

10 ጨረታ ዘሸነፈ ኣብ 5ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ይግባእ ዉዕሊ ተዛይኣሲሩ ዘትሓዞ ስፒኦ ጥረ ገንዘብ ተወርሱ ዝሐሸ መማረፂ ይዉሰድ

11 እቲ ዕደጋ ማእከል 20% ምዉሳክ ምቅናስን መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንትወሳኪ ሐበሬታ 0914113394 / 0914238712 / 0914038892