https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4820
ማሕበር ባህሊ ትግራይ ናይ 2010 ዓም በጀት ዘመን ፋይናንስዊ ምንቅስቃስ ብናይ ደገ ኦዲተር ከመርምር ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ነሓሰ 20, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 25, 2010 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ነሓሰ 25, 2010 03:01 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

1 በዝሒ ኣዲት ዝግበር ሓቃፊ --- 6
2 ኦዲት ሪፖርት ብትግርኛ --- 3 ኮፒ ዘቅርብ ዝተጠረዘ
3 ኦዲት ሪፖርት ብእንግሊዝኛ -- 3 ኮፒ ዘቅርብ ዝተጠረዘ
4 ነዙ ስራሕ ትሰርሑሉ ዋጋ ብዝትዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 15/12/2010 ዓም ክሳብ 24/12/2010 ዓም ሰዓት 11:00 ጥራሕ ናብ ጨረታ ሳንዱቅ ከትእትዉ ንሕብር
5 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 25/12/2010 ዓም ሰዓት 3:00 እዩ
6 ዝቀረበ ዋጋ ምስ ቫቱ ወይ ብዘይ ቫቱ ምካኑ ክግለፅ አለዎ ተዘይተገሊፁ ምስ ቫቱ ከምዝኮነ ይቑፀር
7 ሰዓራይነቱ ተፈሊጡ ዉዕሊ ካብ ዝተኣሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 20 ናይ ስራሕ መዓልቲ ኦዲት ሪፖርት ሰሪሑ ዘረክብ
8 ማሕበርና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ በዚ ጨረታ ኣይንግደድን
9 ፍቃድ ኦዲተር ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ፎቶ ኮፒ
10 ቲን ቁፅሪ ግብሪ ከፋላይነት መፍለይ ቁፅሪ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዞም የቅርቡ
11 ኣብ ካሊእ ዘይምነግስታዊ ትካል ኦዲት ምስርሑ መረጋገፂ ዘቅርብ