https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/482
ኣብ ኮሚሽንፖሊስ ክልልትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረታት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 26, 2007 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 4, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ግልፂጨረታ

ኣብ ኮሚሽንፖሊስ ክልልትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረታት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ተወዳደረቲከማልእዎዝግባእ::

1 ተወሳኺእሴት/ቫት/ተመዝጋቢዝኾነወረሓዊድክለርዝገብርንመረዳእታኣታሓሒዙ ከቅራብዝኽእል::

2  ሕጋዊንግዲፈቓድዘለዎን ናይዚዓመትግብሪዝኸፈልሉመረዳአታሓሒዙከቕርብ ዝክእል::

3  ናይመቕረባይነትንግልጋሎትወሃባይነትንፈቃድአታሓሒዙ ከቅርብዝክእል ::

4 ናይግብሪከፋሊመለለይ/TIN/ኣታሓሒዙ ከቅራብዝኽእል::

5  ጨረታመኽበሪ

  • ናይ መኪና መቀያየሪ ኣቅሓ  ብር 10,000.00 /ዓሰርተሽሕ/
  • ሕትመት  ብር 5,000.00 /ሓሙሽተ ሽሕ/ ብሰፒኦ ከቅርቡ ዝክእሉ::

6 ተወዳደረቲንዝሸነፍዎንብረትኣብዉሽጢ 5 ተመዓልቲዉዕልምእሳርዝክእል::

7 ተወዳደረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝተነገሮም ዕለት ኣብዉሽጢ 10 መዓልቲ ብናይ ባዕሎም መጎጎዓዝያከቕርቡ ዝክእሉ::

8   ተወዳደረቲኣብዝመልእዎፕሮፎርማማህተምፊርማንሙሉእኣ/ሻቑፅሪክገልፁዝኽእሉ::

9   ተወዳደረቲን ንሕድሕድሰነድ ብር 30.00  ብምኽፋል ወሲዶም ዝመልእዎ ጨረታ ካብ ዕለት 25/ 09 /2007 ዓ/ም  -  04/10/ 2007  ዓ/ም ቐትሪ ሰዓት  8:00 አብመ/ቤተናዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ምእታዉዝኸእሉኾይኖምአብቲዕለትሰዓት 8:30  ተዓሺጉ ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብዝተረኸብሉይኽፈት::

10  ኮሚሽናዝሐሸመማረፂእንትረኪቡብኽፋልይኹንብሚሉእናይምስራዝመሰሉሕሉዉእዩ::

11 አብ ናይ ዋጋ መቅረቢ ዝተኸልእ ዋጋ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን 10 መዓልቲ ፀኒዑ ይፀንዕ::

12   ንተወሳኺሐበሬታብስቐፅሪ   0344406577 ደዊሎምወይከዓ ብኣካልኮሚሽንፖሊስ ክልል ትግራይ ቢሮቑፅሪ 208 ቐሪቦምምሕታትይከአል::