https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4811
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ኣብ 2011 ዓም መሳርሒ ፅሕፈት: አቁሑት ቢሮ: መለዋወጢ አቁሑት መኪና :መለዋወጢ አቁሑት ሞተር ሳይክልን: ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 19, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 3, 2011 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ኣፅቢ ወንበርታ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መስከረም 3, 2011 05:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 ተጫረቲ ዝተሐደሰ ናይ 2010 ዓ/ም ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ቲን ናምበርን ከቅርቡ ዝክእሉ ምዃኖም

2 ተጫረቲ ኣብ መቅረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገቡ ንዝተሐደሰ ክከዉን አለዎ

3 ተጫረቲ ኣብ ዘቅርብዎ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝሐወሰ ክከዉን አለዎ

4 ተጫረቲ ቫት ምዝጉባት ዝኮኑን ናይ ወርሒ ሓምለ 2010 ዓ/ም ደክለር ዝገበርሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

6 ተጫረቲ ንመከበሪ ጨረታ ንፅሕፈት መሳርሒ 4000: ንኣቅሑት ፅራት 2000: ንመለዋወጢ አቁሑት ሞተር ሳይክል 5000 ቅርሺ:ንመቃየሪ ኣቅሑት መኪና 10000 ቅርሺ ንሕትመት 2000 ቀርሺ ብጥረገንዝብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዙ አለዎም

7 ተጫረቲ ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ መፅዓንን መራገፍን ኣብ ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከቅርቡ ዝክእል

8 ተጫረቲ ነናይ ባዕሉ ዘፈር ንግዲ ዘለዎም ክከዉን ይግባእ

9 ሰነድ ዝሽየጠሉ ኣብ ወረዳ ኣ/ወንበርታ ከይዲ /ስራሕ /ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳር ቢሮ ኮይኑ ናይ ሰነድ ዋጋ 50 ቅርሺ

10 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ን 60 መዓልቲ ይኸዉን

11 ጨረታ ዝዕፀወሉ 3 መስከረም 2011 ዓም ሰዓት 5:00 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 5:30 ይክፈት

12 እቲ ቤት ፅሕፈት ካሊእ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፈል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ መብርሂ ንተወሳኪ ሐበሬታ ብ 0343400033 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል