https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4800
ኩሓ ሆስፒታል ንትካልና ግልጋሎት ዝዉዕል ሎት 1 ፅሕፈት መሳርሒ : ሎት 2 ዝተፈላለዩ ሕትመታት ምሕታም : ሎት 3 ፅሬት መሳርሒ : ሎት 4 ኮበርታ ኣንስላን ፍርናሽን : ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 15, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጳጉሜን 2, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጳጉሜን 2, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን /

1 በቢ ዘርፉ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ኮይኑ ናይ 2010/2011 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዝተሐደሰ ግብሪ ዝከፈለን ክክዉን አለዎ

2 ቫት ዝተመዝገበ ኮይኑ ናይ 2010 ዓም ወርሒ ሓምለ ወርሓዊ ዲክለረሽን ከቅርብ ዝክልእ ኮይኑ ንፅሬት መሳርሒታት ተጫረቲ ቫት ኣየገድድን

3 ናይ 2010/2011 ዓም ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ምዝገባ ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል

4 መለለይን ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ /ቲን ናምበር/ ከቅርብ ዝክእል

5 ተጫረቲ ንሕድሕድ ሰነድ ዘይምለስ 30 ብር ብምክፋል ካብ ኩሓ ሆስፒታል ከይዲ ስራሕ ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳር ቁፅሪ 48 ምዉሳድ ይከኣል

6 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መክበሪ ቢድ ቦንድ ንሕድሕድ ጨረታ ብር 3000 ብስፒኦ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ብጥረ ገንዝብ ወይ ከዓ ባንኪ ዝተረጋገፀ መኣዘዚ ክፍሊት ቼክ ብሽም ኩሓ ሆስፒታል ከትሕዝ ዝክእል

8 ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 14/12/2010 ዓም ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ዝከኣል ኮይኑ ዕለት 2/13/2010 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓሺጉ ብተመሳሳሊ ዕለት 2/13/2010 ዓም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ከዓ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከበሉ ይክፈት

9 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ኦርጅናል ኣብ ሐደ ፖስታ ኮፒ ኣብ ካልእ ፖስታ ነኒበይኑ ብምዕሻግ ኣብ ሐደ ዓብይ ፐስታ ብምጥቅላል ናብቲ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ይኣቱ

10 ናይ ተጫረቲ ሙሉእ ኣድራሻ ማህታም ፊርማ ክህልዎ አለዎ ብተወሳኪ ድማ ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ኦርጅናል ምስ ፎቶ ኮፒ ሰርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን እዚ ንዝገበረ ተጫራቲ እቲ ጨረታ ተቀባልነት የብሉን

11 ክሳብ 20% ናይ ምዉሳክን ምቅናንስ መሰሉ ሕልዉ እዩ

12 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

13 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344 42 02 21