https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4795
ሆስፒታል መቐለ ንበጀት ዓመት 2011 ኣብ መቀለ ዙሪያ ንሰራሕተኛታት ግልጋሎት እትህብ ኣዉቶብስ መኪና ኪራይ :ዋርድያ(ኣዉትሶርስ): መኪና መለዋዋጢ(ጌጣጌጥ) ወንበር: ደረቅ ዕንፀይቲ :ህንፃ አቁሑት :ሕትመት(ንምሕታም ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 12, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 26, 2010 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:35
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ነሓሰ 26, 2010 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ : ቲን ቁፅሪ መረጋገፂ ዘቅርብ :ኣብ ሐዱሽ መቅረብቲ ዝርዝርን ዝተመዝገቡን ምካኑ ቫት ተመዝገበቲ ምካኖም መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

2 መክበሪ ጨረታ ብር 5000 ብጥረ ገንዝብ ወይም ብባንኪ ዝረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

3 ዝሰዓረ ተጫረቲንዝሰዓሮንብረትብናይባዕሎምኣብሆስፒታልመቀለየረክብ

4 ተጫረቲ ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ዝሐዘ ሰነድን ኣብ መዐሸጊ ፖስታን ሽሞ ፊርማን ናይ ትካሎም ማሀተምን ከዕርፍ ይግባእ

5 ንመከበሪ ዉሕስና ጨረታ ዘቅርብ ስፒኦ ኣብ ዉሽጢ ፖስታ ተዓሺጉ ከቅርብ ይግባእ ካብዚ ወፃኢ ዝመፅእ ተቀባልነት የብሉን

6 ዋጋጨረታሰነድብር 35 ብርእዩ

7 ተጫረቲ እዚ ጨረታ ካብዕለት 10/12/2010 ጀሚሩ ክሳብ 26/ 12/ 2010 ዓም ንተከታተለቲ 15 መዓልትታት ሰነድ ጨረታ ካብ ደ/ከ/ስ/ዕ/ን/ፋይናንስ ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 62 እነዳገዛእኵም ምዉሳድ ይክእል

8 እዚ ጨረታ ዕለት 26/12/2010 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 9:00 ሰብ ዋና ወይ ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

9 ዝቀርብ ሰነድ ጨረታ ዝተማልዘ ኮይኑ እነተተረኪቡ በዓል ዋና ብዘየብሉ ክከፈት ይክእል

10 ሆስፒታል መቀለ ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

11 ሰነድ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ እዋን ድሐሪ ምክፋቱ ክሳብ 60 መዓልቲ እዩ ንዝበለፀ መበሬታ 0344420046