https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4776
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ እንዳ መኮኒ ንግልጋሎት ዝተፈላለዩ አብያተ ቤት ፅሕፈት ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : መሳርሒ ሙዚቃ : መሳርሒ ሕትመት : መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት : ናይ መኪና ጎማ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 8, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 24, 2010 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መኮኒ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ነሓሰ 24, 2010 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

1 ስለዚ ዘይምለስ 50 ብር ብምክፋል ሰነ ካብ 9/12/2010 ዓም ክሳብ 24/12/2010 ዓም ኣብ ከተማ ማይጨዉ ኣብ ጥቃ ቴክኒክ ኮሌጅ ዝርከብ ክልተ ቤት ፅሕፈት ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳር መፂእኩም ጨረታ ሰነድ ክትወስዱ ንሕብር

2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም

3 ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል

4 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑ

5 ተጫረቲ ኣቅሑት ፅሬትን ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን ከቅርብ ዝክእል

6 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑ ናይ ወርሒ ሰነ 2010 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

7 መከበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ንመሳርሒ ፅሕፈት : ንኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ንዝተረፉ ድማ 3000 ቅርሺ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

8 እቲ ጨረታ ዕለት 24/12/2010 ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ዕለት 24/12/2010 ዓም ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ወኪላት ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

9 ተጫራተይ ምስ ሰዓረ ተዘይተስማሚዑ ዘትሓዞ ገንዘብ ኣይምለስን

10 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

11 አብ ጨረታ ኣቅሑት ፅሬት ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ክሳተፉ ይክእሉ እዩም

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስለኪ ቁፅሪ 0347770419