https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4753
ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 2, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 14, 2010 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ነሓሰ 14, 2010 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 በቲ ዘርፊ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘቅርብ

 2 ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን ዘለዎ ምካኑ መረዳእታ ዘቅርብ

3 ምልክታ ካብ ዝተለጠፈሉ እዋን ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ናብ ቢሮ ፍትሒ ብምቅራብ ንግዲ ፍቃድኩም ናይ ግበሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪኩም ኮፒ ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኩም ብምትሓዝ ክትወዳደሩ ትክእሉ ምካንኩም እናገለፅና መወዳደሪኩም ሽምን ፊርማን ኣድራሻን ናይ ትካልኩም ማህተምን ብምግባር ብሸምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 1/12/2010 ዓም ክሳብ 14/12/2010 ዓም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ሰዓት ክተቅርቡ ትክእሉ

4 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መከበሪ 2000 ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዝ አለዎም

5 እቲ ጨረታ 14/12/2010 9:00 ድሕሪ ሰዓት ኣብ ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 317 ይክፈት

6 ቢሮና ዘዳለዎ ኣብ ናይ ዋጋ መምልኢ ቅጥዒ ክምላእ ይግባእ

7 ተወሳኪ ሐበሬታ ኣብ ሰነድ ጨረታ ይርኣዩ

8 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344408714