https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4746
ትካልና ትግራይ ኩሉ መዳይ ዕደጋ ፌዴሬሽን ሓለፍነቱ ዝተወሰነ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ብክልል ቢሮ ንግድን ኢንድስትሪን ከተማ ልምዓትን ብዝተዉሃቦ ወረሓዊ ኮታ መሰረት ሽኮር ካብ ወይም ከሰም ፋብሪካታት ሽኮር ናብ ዝተፈላለዩ ናይ ክልልና አወዳዲሩ ከጎዓዓዝ ይደሊ ሰለዚ ብደረቅ ፅዕነት ትራንስፖርት አገልግሎት ብቅዓት መረጋገፂ ዘለዎም ክወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 28, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 5, 2010 04:10 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ነሓሰ 5, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

1 ብትራንስፖርት ዘርፊ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን መክፈሊ ግበሪ ቲን ቁፅሪ ዘለዎ

2 ተጫረቲ ንዘቅርብዎ ጠቅላላ ዋጋ መከበሪ ቢድቦንድ ስፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል

3 ተጫራታይ ከጎዓ ንዝሰዓሮ ሸኮረ ኢንሹራንስ ክእቲ ዝክእል

4 ተጫራታይ ንሕድሕድ ከተማ ዘጎዓዕዘሉ ጠቅላላ ዋጋን ምስ እዚ ዘቅርብ ቅጥዒ መሰረት ዋጋ ትራንስፖርት ዋጋ ከገልፁ ይግባእ

5 ሐደ ተጫራታይ ኣብ ልዕሊ ካልእ ተጫራታይ ተንተርኢሱ ምቅራብ ተቀባልነት የበሉን

6 ሐደ ተጫራታይ ንኩሉ ብሙሉእ ክጫረት ኣይከኣልን

7 ሽኮር ወርሓዊ ኮታ ከምቲ ዝርዝር ዘሎ ኮይኑ ናይ ወርሒ አብ እዋን እዚ ኮታ ብፍርቂ ሙካኑ

8 ካብ ደረቅ ፅዕነት ትራንስፖርት ግልጋሎት ናይ ፅቡቅ አፈፃፅማ ዉፅኢት ሪፖርት ደብዳቤ ካብ 2ተ ትካላት ዘይነኣሰ ከቅርብ ዝክእል

9 እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 25/11 /2010 እስካብ 05/12 /2010 ም ኩሉ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ ከተማ መቀለ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት መፃእኩም ናይ ጨረታ ሰነድ ምውሳድ ተክእሉ ዝተመለአ ናይ ጨረታ ሰነድ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ምእታዉ ትክእሉ

11 ተጫራታይ ሰነድ ኣብ መቀለ ዝርክብ ናይ ትካልና ቤት ፅሕፈት ኣብ ዝተደለወ ናይ ጨረታ ሳንድዱቅ እስካብ ዕለት 05/12 /2010 ሰዓት 4:00 ክእትዉ ይክእሉ

12 ጨረታ ዕለት 05/12 /2010 ሰዓት 4:10 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረከበሉ ኣብ መቀለ ዝርከብ ትካልና ቤት ፅሕፈት ይክፈት

13 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ሙሉእ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

14 ትካልና ዘለዎ 4ተ ናይ ፅዕነት መካይን ኣብዚ ስራሕ ክትሳተፉ ከምዝኮነ ቀዲምና ንሕብር

ስልኪ 0344419913 / 0344410830

ኣድራሻ ቀበሌ 11 ጥቃ ሰምሃል ክሊኒክ ኣብ ዝርከብ ናይ እንደርታ ዩኔን ህንፃ 2ይ ደብሪ