https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4730
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ክፍለ ከተማ ኩሓ ንቤት ፅሕፈት ትምህርትን ጥዕናን ግልጋሎት ዝዉዕል ኤልክትሮኒክስ : ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 20, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 4, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:ኩሓ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ነሓሰ 4, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

1 ናይ 2010 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዝሐደሰን ናይ ምቅረባነት ወረቀት ምስክር ከምእዉን መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ከቅርቡ ዝክእል

2 እቲ ጨረታ ክወዳደሩ ዝክእሉ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡ ጥራሕ ኮይኖም ናይ ወርሒ ሰነ 2010 ዓም ዲክለር ዝገበሩ

3 መከበሪ ጨረታ ንሕድሕድ ጨረታ 5000 ቅርሺ ክከፍሉ ዝክእሉ

4 መግዝኢ ሰነድ ጨረታ ንነብስወከፍ ዓይነት ጨረታ 30 ቅርሺ

5 ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 19/11/2010 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ቁፅሪ 6 ምዉሰድ ትክእሉ ምካንኩም እናዳሐበርና

6 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 3/12/2010 ዓም ሰዓት 11:30 ኮይኑ ዕለት 4/12/2010 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓሺጉ ብተመሳሳሊ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0914702652