https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4728
ማሕበር ህንፀት ዋርክሾፕ ሓፂንን ዕንፀይትን መቐለ ብዝብል ሽም ዝፍለጥ ማሕበርና ኣብ ከተማ ዝኮና ብብረት ብረትን ዕንፀይትን ስራሕቲ ተዋፊርና ንርከብ ካብ እቲ እነሃንፃ ዘለና ዎርክሾፕ ብዝሓቱ 1200 በዓል 10 ቴንዲኖ ክንሸይጥ ሰለዝደለና ካብ ሕጋዉያን መቅረብቲ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 20, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 25, 2010 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሓምለ 25, 2010 10:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ቲን ናምበር ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን

  2 ትካልና ናይ ምቅናስን ምዉሳክን መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

4 ጨረታ ሰነድ ዝሸየጠሉ ካብ 18/11/2010 ዓም ኣብ ቀደማይ ወያነ ብሎክ ሀ ቁፅሪ 117

5 ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት ረቡዕ 25/11/2010 ዓም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ሰዓት

6 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ረቡዕ 25/11/2010 ዓም ሰዓት10:30 ድሕሪ ሰዓት

7 ማሕበርና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

8 እቲ ጨረታ ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉዎ ይከፈት ብዘይ ምርካባም ካብ ምክፋት አይተአጎጎልን

9 ጨረታ ሰነድ ዝክፈተሉ ቢሮ ቁፅሪ ቀደማይ ወያነ ብሎክ ሀ ቁፅሪ 117

10 ተጫረቲ ጨረታ መክበሪ ስፒኦ 5,000 ብር 

: ጨረታ መዐደጊ ሰነድ 100 ብር

12 እዚ ከም ዉዕሊ ሰነድ ኮይኑ የገልግል

ስልኪ ቁፅሪ 0342410233 0914707055 0927757051