https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4722
ጉና ንግዲ ስራሕቲ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ናብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ትግራይ ስሚንቶን ዘይትብልዒ ንዓፋር ድማ ስሚንቶ ዘጎዓዕዝ ሕጋዊ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም መጎዓዝቲ ( Transporter) ኣወዳዲሩ መስ ዝሰዓሩ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 16, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 21, 2010 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ሓምለ 21, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ 2010 ዓም ዘለኩም

2 ቁፅሪ መለለይ ከፋላይ ግበሪ /TIN NO/ ዘለኩም

3 ጨረታ መከበሪ 10,000 ብር ብ ስፒኦ ብምትሓዝ ካብ ዕለት 16/ 11/2010 ዓም ክሳብ 21/11/2010 ዓም ኣብ ዘሎ ግዜ ኣብ ኢትዩጰያ መድን ድርጅት ህንፃ ኣብ ምድሪ ቤት ብምምፃእ ዘይምለስ 100 ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ብምዕዳግ ጨረታ ዋጋ መጎዓዝያ ዋጋ ብሸምዒ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ካብ ዕለት 16/11/2010 ዓም ክሳብ 21/11/2010 ዓም ኣብ መድን ህንፃ 2ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 200 ነዙይ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ኣብ ጨረታ ዝዕፀዉ ዕለት 21/11/2010 ዓም ሰዓት 3:00 ኮይኑ ጨረታ ዝክፈት ዕለት 21/11/2010 ዓም ሰዓት 4:00 ምካኑ ነፍልጥ

4 ትካልና ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344405742/44