https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4707
ቢሮ ሕርሻ ልምዓት ገጠርን ክልል ትግራይ ካብዚ ቀፂሎም ዘገልገሉ አቅሑት ኣብ ምግዛእን ምሻጥን ዝተዋፈሩ ወይ ኣብቲ ዝጫረትዎ ኣቅሓ ተዛማዲ ስራሕ ዝተዋፈሩ ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 2, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 16, 2010 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10%
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሓምለ 16, 2010 08:15 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ዘገልገሉ ጎማታት መኪና : ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ኣቅሑት መኪና : ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ካልኣት ኣቅሑትን እቶም ኣቅሑት ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ንተካታታሊ 15 መዓልቲ ኣብ ቢሮ ሕርሻ ልምዓት ገጠርን ክልል ትግራይ ብምምፃእ ኩሉ ግዘ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ምረኣይ ይከኣል

2 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ 100 ቅርሺ አታዊ ብምግባር ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ቢሮ ቁፅሪ 17 ምዉሳድ ትክእሉ

3 ተጫረቲ ብጨረታ ዝሰዓርዎ ኣቅሓ ዋጋ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ብምክፋል ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ከልዕል አለዎ

4 ተጫረቲ ናይ ዝተጫረትዉ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ ናይ ጨረታ መከበሪ ብስፒኦ ከትሕዝ አለዎ

5 እቲ ጨረታ 16 ሓምለ 2010 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ኣብቲ ሰዓተ ሰዓት 4:15 ይክፈት

6 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ቁፅሪ ስልኪ 0342409913