https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4705
ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ቐረብ መስተ ማይ ከተማ ፍረወይኒ አብ በጀት 2010 ዓም ካብ ዘለዉዎ ዘገልገሉ ንብረታት ማለት ሓፂን ትቦ ማይ መገጣጢኣምን ብተወሳኪ ድማ ቁርፅራፅ ትቦታት ካልኦት ሓፂነ መፂን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 2, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 18, 2010 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ፍረወይኒ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሓምለ 19, 2010 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ይኩን ዘይብልኩም ተጫረቲ ዘይምለስ 50 ቅርሺ እናከፈልኩም እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ 28 ሰነ 2010 ዓም ክሳብ 18 ሓምለ 2010 ዓም ኣብ ናይ ስራሕ መዓልቲ ካብ ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ቐረብ መስተ ማይ ከተማ ፍረወይኒ ቁፅሪ ክፍሊ 04 ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድ ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ብክብሪ ይዕድም

2 እቲ ጨረታ 18 ሓምለ 2010 ዓም ሰዓት 11:30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ 19 ሓምለ 2010 ዓም ሰዓት 3:00 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ቐረብ መስተ ማይ ከተማ ፍረወይኒ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝትረክበሉ ይክፈት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይቀሪቦም ብዘይኣለዉሉ ይክፈት

3 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344470092